ወንጌል ክስስን
Lyrics
ዝናብ ዘኒቡ መሬት ለምለም ኮይኑ
ዕምበባ ዓንቢቡ ወሓይዝ ውሒዙ
ዘመን ተቐይሩ´ቲ ክፋእ ተሳዒሩ
ኣብዛ ኩላ ምድሪ ክርስቶስ ነጊሱ
ኣብ ኩላ ምድሪ ወንጌል ተበሲሩ
ዘሕፍር ኣይኮነን እቲ ናትካ ወንጌል
ዘሰጋግር ዘእቱ ናብ ሰመያዊ ቤቱ
ዝብትን ዝዘርግ ሓሳባት ናይ ጸልማት
ወሪስናዮ ኢና ሰማያዊ ህይወት
ጨቢጥና ኣኽሊል ናይ ዓወት
ወኒናዮ ነቲ ጎይታ ጎይቶት /2/
ሓዋርያት ተንሲኦም ወንጌል ዘበስሩ
ደኺመ ዘይብሉ ብትብዓት ዝዓዪ
ብመንፈስ ዝምርሑ ብሓይሊ ዝብርትዑ
መዓር ቃሉ በርቢሮም እምነት ዘደልድሉ
ቃል መድሓኒና ንዓለም ዘርግሑሉ
ዘሕፍር ኣይኮነን እቲ ናትካ ወንጌል
ዘሰጋግር ዘእቱ ናብ ሰመያዊ ቤቱ
ዝብትን ዝዘርግ ሓሳባት ናይ ጸልማት
ወሪስናዮ ኢና ሰማያዊ ህይወት
ጨቢጥና ኣኽሊል ናይ ዓወት
ወኒናዮ ነቲ ጎይታ ጎይቶት /2/
ፍሬና ርኢናዮ ፍቕሪ ክፈሪ
ዝተዘርአ ወንጌል ክስስን ክዛሪ
ከም ፈልፋሊ ማይ ብዓውታ ነጋሪ
ፍቕሪ ጎይታ ኢየሱስ ንዘመናት ክነውሪ
ምሕረት ጎይታ ኢየሱስ ንዘመናት ክነውሪ
ዘሕፍር ኣይኮነን እቲ ናትካ ወንጌል
ዘሰጋግር ዘእቱ ናብ ሰመያዊ ቤቱ
ዝብትን ዝዘርግ ሓሳባት ናይ ጸልማት
ወሪስናዮ ኢና ሰማያዊ ህይወት
ጨቢጥና ኣኽሊል ናይ ዓወት
ወኒናዮ ነቲ ጎይታ ጎይቶት /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ወንጌል ክስስን
Wengiel Kssn
VERSE 1
ዝናብ ዘኒቡ መሬት ለምለም ኮይኑ
ዕምበባ ዓንቢቡ ወሓይዝ ውሒዙ
ዘመን ተቐይሩ´ቲ ክፋእ ተሳዒሩ
ኣብዛ ኩላ ምድሪ ክርስቶስ ነጊሱ
ኣብ ኩላ ምድሪ ወንጌል ተበሲሩ
CHORUS
ዘሕፍር ኣይኮነን እቲ ናትካ ወንጌል
ዘሰጋግር ዘእቱ ናብ ሰመያዊ ቤቱ
ዝብትን ዝዘርግ ሓሳባት ናይ ጸልማት
ወሪስናዮ ኢና ሰማያዊ ህይወት
CHORUS
ጨቢጥና ኣኽሊል ናይ ዓወት
ወኒናዮ ነቲ ጎይታ ጎይቶት /2/
VERSE 2
ሓዋርያት ተንሲኦም ወንጌል ዘበስሩ
ደኺመ ዘይብሉ ብትብዓት ዝዓዪ
ብመንፈስ ዝምርሑ ብሓይሊ ዝብርትዑ
መዓር ቃሉ በርቢሮም እምነት ዘደልድሉ
ቃል መድሓኒና ንዓለም ዘርግሑሉ
CHORUS
ዘሕፍር ኣይኮነን እቲ ናትካ ወንጌል
ዘሰጋግር ዘእቱ ናብ ሰመያዊ ቤቱ
ዝብትን ዝዘርግ ሓሳባት ናይ ጸልማት
ወሪስናዮ ኢና ሰማያዊ ህይወት
CHORUS
ጨቢጥና ኣኽሊል ናይ ዓወት
ወኒናዮ ነቲ ጎይታ ጎይቶት /2/
VERSE 3
ፍሬና ርኢናዮ ፍቕሪ ክፈሪ
ዝተዘርአ ወንጌል ክስስን ክዛሪ
ከም ፈልፋሊ ማይ ብዓውታ ነጋሪ
ፍቕሪ ጎይታ ኢየሱስ ንዘመናት ክነውሪ
ምሕረት ጎይታ ኢየሱስ ንዘመናት ክነውሪ
CHORUS
ዘሕፍር ኣይኮነን እቲ ናትካ ወንጌል
ዘሰጋግር ዘእቱ ናብ ሰመያዊ ቤቱ
ዝብትን ዝዘርግ ሓሳባት ናይ ጸልማት
ወሪስናዮ ኢና ሰማያዊ ህይወት
CHORUS
ጨቢጥና ኣኽሊል ናይ ዓወት
ወኒናዮ ነቲ ጎይታ ጎይቶት /2/