እዝምረልካ
Lyrics
ቅዱስ ክብርኻ ከየስተማቐርኩ
ከም ብተይ ኣብዛ ምድሪ እዕንድር ነበርኩ
ንካልኦት ከሳድድ ጸጋኻ ከሲረ
ናብራ ጸልማት ሓዘኒ ኮይኑ ደበንገረ
እንሆ ሎሚ እዝምረልካ
ብምሉእ ልበይ እውድስ ንዓኻ
ሓደራ ሓልዋ ተበጀዋ ነፍሰይ
ዘልኣለም ክትነብር ኣብ ዙፋን መቕደስካ
ብለይቲ እናነባዕኩ ብምረት ቋዚመ
ኩሉ ርሒቑኒ እነብዕ ኢየ ኔረ
ጸበባይ ተቐንጢጡ ሰላምካ መሊኡለይ
ሓጎስን ደስታን ቤትካ ኮነለይ
ዓለምን ፍትወታን ምጽዋራ ስኢነ
ኩሉ ከቢዱኒ ክደንን ተቐሲበ
ዓቕለይ ጸቢቡኒ ናብ ቤትካ መጺአ
ፍቕርኻ ጸሚኡኒ ክርእየካ ተመንየ
እንሆ ሎሚ እዝምረልካ
ብምሉእ ልበይ እውድስ ንዓኻ
ሓደራ ሓልዋ ተበጀዋ ነፍሰይ
ዘልኣለም ክትነብር ኣብ ዙፋን መቕደስካ
ብለይቲ እናነባዕኩ ብምረት ቋዚመ
ኩሉ ርሒቑኒ እነብዕ ኢየ ኔረ
ጸበባይ ተቐንጢጡ ሰላምካ መሊኡለይ
ሓጎስን ደስታን ቤትካ ኮነለይ
ብዓለም ስጋ ሰይጣን እትጭነቕ ሓወይ
ምሕረት ክወርደካ ናብ ጎይታ ተመለስ
ካብ ውድቀት ክትትንስእ ሕማምካ ክፍወስ
ሰላሙ ክትረክብ ኢየሱስ ኣብ ልብኻ ኣንግስ
እንሆ ሎሚ እዝምረልካ
ብምሉእ ልበይ እውድስ ንዓኻ
ሓደራ ሓልዋ ተበጀዋ ነፍሰይ
ዘልኣለም ክትነብር ኣብ ዙፋን መቕደስካ
ብለይቲ እናነባዕኩ ብምረት ቋዚመ
ኩሉ ርሒቑኒ እነብዕ ኢየ ኔረ
ጸበባይ ተቐንጢጡ ሰላምካ መሊኡለይ
ሓጎስን ደስታን ቤትካ ኮነለይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እዝምረልካ
Ezmrelka
VERSE 1
ቅዱስ ክብርኻ ከየስተማቐርኩ
ከም ብተይ ኣብዛ ምድሪ እዕንድር ነበርኩ
ንካልኦት ከሳድድ ጸጋኻ ከሲረ
ናብራ ጸልማት ሓዘኒ ኮይኑ ደበንገረ
CHORUS
እንሆ ሎሚ እዝምረልካ
ብምሉእ ልበይ እውድስ ንዓኻ
ሓደራ ሓልዋ ተበጀዋ ነፍሰይ
ዘልኣለም ክትነብር ኣብ ዙፋን መቕደስካ
ብለይቲ እናነባዕኩ ብምረት ቋዚመ
ኩሉ ርሒቑኒ እነብዕ ኢየ ኔረ
ጸበባይ ተቐንጢጡ ሰላምካ መሊኡለይ
ሓጎስን ደስታን ቤትካ ኮነለይ
VERSE 2
ዓለምን ፍትወታን ምጽዋራ ስኢነ
ኩሉ ከቢዱኒ ክደንን ተቐሲበ
ዓቕለይ ጸቢቡኒ ናብ ቤትካ መጺአ
ፍቕርኻ ጸሚኡኒ ክርእየካ ተመንየ
CHORUS
እንሆ ሎሚ እዝምረልካ
ብምሉእ ልበይ እውድስ ንዓኻ
ሓደራ ሓልዋ ተበጀዋ ነፍሰይ
ዘልኣለም ክትነብር ኣብ ዙፋን መቕደስካ
ብለይቲ እናነባዕኩ ብምረት ቋዚመ
ኩሉ ርሒቑኒ እነብዕ ኢየ ኔረ
ጸበባይ ተቐንጢጡ ሰላምካ መሊኡለይ
ሓጎስን ደስታን ቤትካ ኮነለይ
VERSE 3
ብዓለም ስጋ ሰይጣን እትጭነቕ ሓወይ
ምሕረት ክወርደካ ናብ ጎይታ ተመለስ
ካብ ውድቀት ክትትንስእ ሕማምካ ክፍወስ
ሰላሙ ክትረክብ ኢየሱስ ኣብ ልብኻ ኣንግስ
CHORUS
እንሆ ሎሚ እዝምረልካ
ብምሉእ ልበይ እውድስ ንዓኻ
ሓደራ ሓልዋ ተበጀዋ ነፍሰይ
ዘልኣለም ክትነብር ኣብ ዙፋን መቕደስካ
ብለይቲ እናነባዕኩ ብምረት ቋዚመ
ኩሉ ርሒቑኒ እነብዕ ኢየ ኔረ
ጸበባይ ተቐንጢጡ ሰላምካ መሊኡለይ
ሓጎስን ደስታን ቤትካ ኮነለይ