ማሕደር ክትኮንዮ
Lyrics
ምስ ደለየኪ ማሕደር ክትኮንዮ
ክትፍጽሚ ናይ ድሕነትና ዕዮ
ጸዉዓኪ መልኣኹ ሰዲዱ
ሕጻን ክትወልዲ ልክዕ ከም ፍቃዱ
ከም ደቂ ሰባት ትዕቢት ከይሓዘኪ
ከም ፍቃድካ ይኹነለይ ዉን በልኪ
ተቀቢልኪ ማሕደር ክትኮንዮ
እቲ እሙን ቃል ኣብ ልብኺ ጾርክዮ
ንዘመናት ዝነበረ መርገም
ግዜ ኣኺሉ ብድሕነት ክድምደም
ሞጎስ ክብሩ ኣባኺ ክሓድር
ሞቑሕ ሓጥያት ክበትኽ ክሰብር
ምልኣት ጸጋ ምሕረት ዝጽላልኪ
ደስታ ሓጎስ ሰላም ዝመልኣኪ
ጩራ ድሕነት ኣባኺ መንገዱ
ተስፋ ኣዳም በኣኺ ወሪዱ
ንኽርስቶስ ዝጾርኪ
ብዙሕ ዝተዓገስኪ
ጽንሓ ወርቂ ኢኺ (2)
መሳርሒ ድሕነተይ
መሳልል ናይ ሰማይ
ኦ ርሕርሕቲ ይብጻሕኪ ምስጋናይ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ማሕደር ክትኮንዮ
Mahder Ktkonyo
VERSE 1
ምስ ደለየኪ ማሕደር ክትኮንዮ
ክትፍጽሚ ናይ ድሕነትና ዕዮ
ጸዉዓኪ መልኣኹ ሰዲዱ
ሕጻን ክትወልዲ ልክዕ ከም ፍቃዱ
VERSE 2
ከም ደቂ ሰባት ትዕቢት ከይሓዘኪ
ከም ፍቃድካ ይኹነለይ ዉን በልኪ
ተቀቢልኪ ማሕደር ክትኮንዮ
እቲ እሙን ቃል ኣብ ልብኺ ጾርክዮ
VERSE 3
ንዘመናት ዝነበረ መርገም
ግዜ ኣኺሉ ብድሕነት ክድምደም
ሞጎስ ክብሩ ኣባኺ ክሓድር
ሞቑሕ ሓጥያት ክበትኽ ክሰብር
VERSE 4
ምልኣት ጸጋ ምሕረት ዝጽላልኪ
ደስታ ሓጎስ ሰላም ዝመልኣኪ
ጩራ ድሕነት ኣባኺ መንገዱ
ተስፋ ኣዳም በኣኺ ወሪዱ
CHORUS
ንኽርስቶስ ዝጾርኪ
ብዙሕ ዝተዓገስኪ
ጽንሓ ወርቂ ኢኺ (2)
VERSE 5
መሳርሒ ድሕነተይ
መሳልል ናይ ሰማይ
ኦ ርሕርሕቲ ይብጻሕኪ ምስጋናይ(2)