ተጠመቐ
Lyrics
ተጠመቐ ኢየሱስ ኢየሱስ ተጠመቐ
ተጠምቐ መድሕን መድሕን ተጠምቐ
ተጠመቐ ኢየሱስ ተጠመቐ
ተጠመቐ መድሕን ተጠመቐ
ተጠመቐ መድሕን ተጠመቐ
ፍጹም ሰብ ኢዩ ሓጢኣት ዘይተንከፎ
ጽድቂ ክፍጽም ዮሓንስ ተኣዘዞ
መድሓኒ ጎይታ ኣብነት ክህበና
ፍቓድ ኣቦኡ ክፍጽም ዮርዳኖስ ከደ /2/
እንሆ ገንሸል ኣምላኽ ተጠመቐ
እንሆ ወዲ ኣምላኽ ተጠምቐ
ሰማያት ተኸፍተ መንፈስ ቅዱስ መጸ
እንሆ ገንሸል ኣምላኽ ተጠመቐ
እንሆ ወዲ ኣምላኽ ተጠመቐ
እንሆ ካብ ኣቦ ዓቢ ሓጎስ ተሰምዐ
ብባህሪኡ ኣምላኽ ሓጢኣት ዘርሕቕ
ትሕትና ከርኢ ተቖጽረ ሓጥእ
ንጉስ ክንሱ ሕያዋይ መራሒ
ብማይ ተጠመቐ ምሕዳስ ክምህር /2/
እንሆ መድሕን ዓለም ተጠመቐ
እንሆ ጓሳ ኩሉ ተጠመቐ
ሰማያት ተኸፍተ መንፈስ ቅዱስ መጸ
እንሆ መድሕን ዓለም ተጠምቐ
እንሆ ጉንዲ ወይኒ ተጠምቐ
እንሆ ካብ ኣቦ ዓቢ ሓጎስ ተሰምዐ
ተጠመቐ ኢየሱስ ተጠምቐ
ተጠመቐ ጎይታ ተጠመቐ
ተጠመቐ መድሕን ተጠመቐ
እንሆ ወዲ ዳዊት ተጠመቐ
ተጠመቐ ንጉስ ተጠመቐ
እንሆ ወዲ ኣምላኽ ተጠመቐ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተጠመቐ
Tetemeqe
VERSE 1
ተጠመቐ ኢየሱስ ኢየሱስ ተጠመቐ
ተጠምቐ መድሕን መድሕን ተጠምቐ
ተጠመቐ ኢየሱስ ተጠመቐ
ተጠመቐ መድሕን ተጠመቐ
ተጠመቐ መድሕን ተጠመቐ
VERSE 2
ፍጹም ሰብ ኢዩ ሓጢኣት ዘይተንከፎ
ጽድቂ ክፍጽም ዮሓንስ ተኣዘዞ
መድሓኒ ጎይታ ኣብነት ክህበና
ፍቓድ ኣቦኡ ክፍጽም ዮርዳኖስ ከደ /2/
VERSE 3
እንሆ ገንሸል ኣምላኽ ተጠመቐ
እንሆ ወዲ ኣምላኽ ተጠምቐ
ሰማያት ተኸፍተ መንፈስ ቅዱስ መጸ
እንሆ ገንሸል ኣምላኽ ተጠመቐ
እንሆ ወዲ ኣምላኽ ተጠመቐ
እንሆ ካብ ኣቦ ዓቢ ሓጎስ ተሰምዐ
VERSE 4
ብባህሪኡ ኣምላኽ ሓጢኣት ዘርሕቕ
ትሕትና ከርኢ ተቖጽረ ሓጥእ
ንጉስ ክንሱ ሕያዋይ መራሒ
ብማይ ተጠመቐ ምሕዳስ ክምህር /2/
VERSE 5
እንሆ መድሕን ዓለም ተጠመቐ
እንሆ ጓሳ ኩሉ ተጠመቐ
ሰማያት ተኸፍተ መንፈስ ቅዱስ መጸ
እንሆ መድሕን ዓለም ተጠምቐ
እንሆ ጉንዲ ወይኒ ተጠምቐ
እንሆ ካብ ኣቦ ዓቢ ሓጎስ ተሰምዐ
VERSE 6
ተጠመቐ ኢየሱስ ተጠምቐ
ተጠመቐ ጎይታ ተጠመቐ
ተጠመቐ መድሕን ተጠመቐ
እንሆ ወዲ ዳዊት ተጠመቐ
ተጠመቐ ንጉስ ተጠመቐ
እንሆ ወዲ ኣምላኽ ተጠመቐ /2/