እቲ ሰዓሪ
Lyrics
ኣቤሎ ሓይልኻ ኢሎም ዘናሸዉዎ
ጡፍ እናበሉ ብድፍረት ጸፍዕዎ
ኣበይ ኣለዉ ሕጂ ኢየሱስ ተንሲኡ ኢዩ
ከም ዝበሎ ስዒሩ ብሓቂ ተንሲኡ እዩ
ኣቤሎ ሓይልኻ ኢሎም ዘናሸዉዎ
ጡፍ እናበሉ ብድፍረት ጸፍዕዎ
ኣበይ ኣለዉ ሕጂ ተንሲኡ ኢዩ
ከም ዝበሎ ስዒሩ ብሓቂ ተንሲኡ ኢዩ
እቲ ጅግና ከም ዝበሎ ተንሲኡ'ዩ(2)
ዝበሎ ቃል ከይተፈጸመ ኣይተረፈን
ተፈጺሙ(2)
እቲ ምእንታና ገንሸል ዝኾነ ክርስቶስ ተንሲኡ ኢዩ
ስለዚ ኣመስግኑ ሃየ ዘምሩ
ብደስታ ጨድሩ እቲ ምእንታይ ድሕነት ኮይኑ
ስሊኡ ዓልላ፥ስሊኡ ዘምራ
ደጊምክን ጨድራ እቲ ምንታይ ሓጎስና ኢዩ
እቶም ንጎይታ ጽሉል ዝበልዎ
ተኣምር ጌሩ ዉን በዓል-ዜቡል ኢሎሞ
ኣበይ ኣለዉ ኢየሱስ ተንሲኡ ኢዩ
ብሓቂ ከም ዝበሎ ብሓቂ ተንሲኡ ኢዩ
ዝበሎ ቃል ከይተፈጸመ ኣይተረፈን
ተፈጺሙ(2)
እቲ ምእንታና ገንሸል ዝኾነ ክርስቶስ ተንሲኡ ኢዩ
ስለዚ ኣመስግኑ ሃየ ዘምሩ
ብደስታ ጨድሩ እቲ ምእንታይ ድሕነት ኮይኑ
ስሊኡ ዓልላ፥ስሊኡ ዘምራ
ደጊምክን ጨድራ እቲ ምንታይ ሓጎስና ኢዩ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
እቲ ሰዓሪ
Eti Seari
VERSE 1
ኣቤሎ ሓይልኻ ኢሎም ዘናሸዉዎ
ጡፍ እናበሉ ብድፍረት ጸፍዕዎ
ኣበይ ኣለዉ ሕጂ ኢየሱስ ተንሲኡ ኢዩ
ከም ዝበሎ ስዒሩ ብሓቂ ተንሲኡ እዩ
CHORUS
ኣቤሎ ሓይልኻ ኢሎም ዘናሸዉዎ
ጡፍ እናበሉ ብድፍረት ጸፍዕዎ
ኣበይ ኣለዉ ሕጂ ተንሲኡ ኢዩ
ከም ዝበሎ ስዒሩ ብሓቂ ተንሲኡ ኢዩ
እቲ ጅግና ከም ዝበሎ ተንሲኡ'ዩ(2)
CHORUS
ዝበሎ ቃል ከይተፈጸመ ኣይተረፈን
ተፈጺሙ(2)
እቲ ምእንታና ገንሸል ዝኾነ ክርስቶስ ተንሲኡ ኢዩ
ስለዚ ኣመስግኑ ሃየ ዘምሩ
ብደስታ ጨድሩ እቲ ምእንታይ ድሕነት ኮይኑ
ስሊኡ ዓልላ፥ስሊኡ ዘምራ
ደጊምክን ጨድራ እቲ ምንታይ ሓጎስና ኢዩ
VERSE 2
እቶም ንጎይታ ጽሉል ዝበልዎ
ተኣምር ጌሩ ዉን በዓል-ዜቡል ኢሎሞ
ኣበይ ኣለዉ ኢየሱስ ተንሲኡ ኢዩ
ብሓቂ ከም ዝበሎ ብሓቂ ተንሲኡ ኢዩ
CHORUS
ዝበሎ ቃል ከይተፈጸመ ኣይተረፈን
ተፈጺሙ(2)
እቲ ምእንታና ገንሸል ዝኾነ ክርስቶስ ተንሲኡ ኢዩ
ስለዚ ኣመስግኑ ሃየ ዘምሩ
ብደስታ ጨድሩ እቲ ምእንታይ ድሕነት ኮይኑ
ስሊኡ ዓልላ፥ስሊኡ ዘምራ
ደጊምክን ጨድራ እቲ ምንታይ ሓጎስና ኢዩ