ኣቦ ኣሎኒ
Lyrics
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
ንምንታይ እጭነቕ ብዝኾነ ጸልማት
ብርሃን እንከሎ ከቢቡኒ ኣብ ዙርያይ
ንምንታይ እፈርሕ ብፍተና ሰይጣን
ንጉሠይ እንከሎ ዘውጽኣኒ ካብ መዓት
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
ርድኣኒ ምስ በልኩ ዝምልሰለይ ብቕጽበት፡
ንመከራይ ርእዩ ዘብዝሓለይ ክብረት
ቆላሕታኡ ኣብ ልዕለይ ፍሉይ እዩ
ከይወድቅ ከይስበር ወትሩ ደገፈይ እዩ
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
ንብዓት ካብ ኣዒንተይ ክፈስስ ዘይደሊ
ምስ ጸዋዕክዎ መልሲ'ዩ ንጸሎተይ
ወትሩ ብሩሕሩሕ ልቡ ዝሓስበኒ
ንዘልዓለም ፈትዩ ኣብ ቤቱ ዘንብረኒ
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
ኢየሱሰይ ንዓይ ኣይፍንፍነንን እዩ
ኃጢኣተይ ርእዩ ኣይርሕቀንን እዩ
መደቡ ኣብ ልዕለይሲ ፍቕሪ እዩ
ንሱ ዝገብሮ ኩሉ ጽቡቕ እዩ
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣቦ ኣሎኒ
Abo aloni
CHORUS
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
VERSE 1
ንምንታይ እጭነቕ ብዝኾነ ጸልማት
ብርሃን እንከሎ ከቢቡኒ ኣብ ዙርያይ
ንምንታይ እፈርሕ ብፍተና ሰይጣን
ንጉሠይ እንከሎ ዘውጽኣኒ ካብ መዓት
CHORUS
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
VERSE 2
ርድኣኒ ምስ በልኩ ዝምልሰለይ ብቕጽበት፡
ንመከራይ ርእዩ ዘብዝሓለይ ክብረት
ቆላሕታኡ ኣብ ልዕለይ ፍሉይ እዩ
ከይወድቅ ከይስበር ወትሩ ደገፈይ እዩ
CHORUS
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
VERSE 3
ንብዓት ካብ ኣዒንተይ ክፈስስ ዘይደሊ
ምስ ጸዋዕክዎ መልሲ'ዩ ንጸሎተይ
ወትሩ ብሩሕሩሕ ልቡ ዝሓስበኒ
ንዘልዓለም ፈትዩ ኣብ ቤቱ ዘንብረኒ
CHORUS
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ
VERSE 4
ኢየሱሰይ ንዓይ ኣይፍንፍነንን እዩ
ኃጢኣተይ ርእዩ ኣይርሕቀንን እዩ
መደቡ ኣብ ልዕለይሲ ፍቕሪ እዩ
ንሱ ዝገብሮ ኩሉ ጽቡቕ እዩ
CHORUS
ኣዝ. ኣቦ ኣሎኒ ዝድግፈኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዝፈትወኒ
ኣቦ ኣሎኒ ንዓይ ዘይሓድገኒ
ኢየሱስ ኣሎኒ ኣዝዩ ዘፍቅረኒ