Loading Projector Mode…
VERSE 1
ዝናብ ዘኒቡ መሬት ለምለም ኮይኑ
ዕምበባ ዓንቢቡ ወሓይዝ ውሒዙ
ዘመን ተቐይሩ´ቲ ክፋእ ተሳዒሩ
ኣብዛ ኩላ ምድሪ ክርስቶስ ነጊሱ
ኣብ ኩላ ምድሪ ወንጌል ተበሲሩ