ወሓዚት ተስፋ
Lyrics
ወሓዚት ኢኺ ተስፍኡ ንኣዳም
ተስፋ ስደቱ ንኣቦና ኣብራሃም
ጽላቱ ንሙሴ ቆጥቋጥ ሲና
ንዓና ድማ መድሕን ፈረኽልና
ኦ ጥዕምቲ ማርያም ናባኺ ኣሚንና
ናባኺ ተጸጊዕና መሳልል ክትኮንና
ኣብ`ዚ ክፉእ ዘመን ግዜ ምጥልላም
ልብና ኣህዲእኪ ኣውርድልና ሰላም
ከርስኺ ንማሕደር ኣዶናይ ተዳለወ
መን ኣሎ ከማኺ ጸጋ ዝተቐበለ
ቲ ድሙቕ ብርሃን ዙርያኺ ዝሸለመ
ንስኺ ፍልይቲ ካብ ኩሉ ዝወቀበት
ኦ ጥዕምቲ ማርያም ናባኺ ኣሚንና
ናባኺ ተጸጊዕና መሳልል ክትኮንና
ኣብ`ዚ ክፉእ ዘመን ግዜ ምጥልላም
ልብና ኣህዲእኪ ኣውርድልና ሰላም
መጽለሊት ድኹማት መዐንገሊት ድኻ
ገላጺት ንሓቂ መንገዲ ንህይወት
ኣባኺ ሓዲሩ ዝኣወጀ ድሕነት
ንስዓቦ ኣሰሩ ክንኣቱ ናብ ገነት
ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣባኺ ዝሓደረ
መንፈስ እቲ ልዑል ከርስኺ ዘቃጸለ
ከርስኺ ንውሉድ መድሕን ዝወለደ
ከማኺ ኣይርከብን ክብሪ ዝረኸበ
ነፍሰይ ንእግዚኣብሔር ኣዝያ ተዕብዮ
መንፈሰይ ብኣምላኽ ባህ ባህ`ዩ ዝብሎ
ንዓና ደቁ ለውጢ ምስ ደለየ
ክብሪ እግዚኣብሔር ኣብ ማርያም ወረደ
ኦሆ ኦሆ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ
ሓያላት ንዝብሉ ካብ ዙፋን ኣውረዶም
ትሕት ንዝበሉ ልዕል ኣበሎም
ንጥሙያት ደቁ ብበረኸቱ ኣጽገቦም
ንሃብታማት ግና ጥራዮም ሰደዶም
ኦሆ ኦሆ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ወሓዚት ተስፋ
Wehazit tesfa
VERSE 1
ወሓዚት ኢኺ ተስፍኡ ንኣዳም
ተስፋ ስደቱ ንኣቦና ኣብራሃም
ጽላቱ ንሙሴ ቆጥቋጥ ሲና
ንዓና ድማ መድሕን ፈረኽልና
CHORUS
ኦ ጥዕምቲ ማርያም ናባኺ ኣሚንና
ናባኺ ተጸጊዕና መሳልል ክትኮንና
ኣብ`ዚ ክፉእ ዘመን ግዜ ምጥልላም
ልብና ኣህዲእኪ ኣውርድልና ሰላም
VERSE 2
ከርስኺ ንማሕደር ኣዶናይ ተዳለወ
መን ኣሎ ከማኺ ጸጋ ዝተቐበለ
ቲ ድሙቕ ብርሃን ዙርያኺ ዝሸለመ
ንስኺ ፍልይቲ ካብ ኩሉ ዝወቀበት
CHORUS
ኦ ጥዕምቲ ማርያም ናባኺ ኣሚንና
ናባኺ ተጸጊዕና መሳልል ክትኮንና
ኣብ`ዚ ክፉእ ዘመን ግዜ ምጥልላም
ልብና ኣህዲእኪ ኣውርድልና ሰላም
VERSE 3
መጽለሊት ድኹማት መዐንገሊት ድኻ
ገላጺት ንሓቂ መንገዲ ንህይወት
ኣባኺ ሓዲሩ ዝኣወጀ ድሕነት
ንስዓቦ ኣሰሩ ክንኣቱ ናብ ገነት
ክብሪ ንእግዚኣብሔር ኣባኺ ዝሓደረ
መንፈስ እቲ ልዑል ከርስኺ ዘቃጸለ
ከርስኺ ንውሉድ መድሕን ዝወለደ
ከማኺ ኣይርከብን ክብሪ ዝረኸበ
CHORUS
ነፍሰይ ንእግዚኣብሔር ኣዝያ ተዕብዮ
መንፈሰይ ብኣምላኽ ባህ ባህ`ዩ ዝብሎ
ንዓና ደቁ ለውጢ ምስ ደለየ
ክብሪ እግዚኣብሔር ኣብ ማርያም ወረደ
ኦሆ ኦሆ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ
ሓያላት ንዝብሉ ካብ ዙፋን ኣውረዶም
ትሕት ንዝበሉ ልዕል ኣበሎም
ንጥሙያት ደቁ ብበረኸቱ ኣጽገቦም
ንሃብታማት ግና ጥራዮም ሰደዶም
ኦሆ ኦሆ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ ኣሃ (2)