ጸጋ ምሕረቱ
Lyrics
እዚ ኩሉ ንዓይ ዝገበርካለይ
ህይወትካ ምእንታይ ዝወፈካለይ
ኣሰር ናትካ ሓቢርካኒ ንቤትካ ክኣቱ ኣሰኒካኒ
ኣነሞ እንታይ ክገብረልካ
ተመስገን(2) ኣምላኽ ይብለካ
ኣነሞ እንታይ ክገብረልካ
ተመስገን(2) ኣምላኽ ይብለካ
ጸጋ ምሕረቱ ዘልበሰና
ምልክት ድሕነትና ኮይኑ ናባና
ካባናዩ ናባናዩ የሱስ ኣሎና
ኩሉ ግዜ ክመላለስ ቤትካ
ኣብ ፈተናይ ክጽውዕ ንስምካ
ድምጸይ ሰሚዕካ'ዉን ከምትረድኣኒ
ዎ ኣምላኸይ ምሉእ ተስፋ ኣሎኒ
ክብርን ምስጋናን ይግብኣካ
ኣማን ብኣማን ንስኻ ህያው ኢኻ
ክብርን ምስጋናን ይግብኣካ
ኣማን ብኣማን ንስኻ ህያው ኢኻ
ጸጋ ምሕረቱ ዘልበሰና
ምልክት ድሕነትና ኮይኑ ናባና
ካባናዩ ናባናዩ የሱስ ኣሎና
እሰይ ንበል ንጎይታ ምርካብና
ዓይንና በርሀ ብናይ መንፈስ ባና
እልል እልል መድሓኒ ረኺብና
እልል እልል ብንጹህ ደም ተሓጺብና
ቀሪቡ'ዩ መዓልቲ ፍርድና
ንዳሎ ክርስትያን ተሓዲስና
ቀሪቡ'ዩ መዓልቲ ፍርድና
ንዳሎ ክርስትያን ተሓዲስና
ጸጋ ምሕረቱ ዘልበሰና
ምልክት ድሕነትና ኮይኑ ናባና
ካባናዩ ናባናዩ የሱስ ኣሎና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጸጋ ምሕረቱ
Tsega Mihretu
VERSE 1
እዚ ኩሉ ንዓይ ዝገበርካለይ
ህይወትካ ምእንታይ ዝወፈካለይ
ኣሰር ናትካ ሓቢርካኒ ንቤትካ ክኣቱ ኣሰኒካኒ
ኣነሞ እንታይ ክገብረልካ
ተመስገን(2) ኣምላኽ ይብለካ
ኣነሞ እንታይ ክገብረልካ
ተመስገን(2) ኣምላኽ ይብለካ
CHORUS
ጸጋ ምሕረቱ ዘልበሰና
ምልክት ድሕነትና ኮይኑ ናባና
ካባናዩ ናባናዩ የሱስ ኣሎና
VERSE 2
ኩሉ ግዜ ክመላለስ ቤትካ
ኣብ ፈተናይ ክጽውዕ ንስምካ
ድምጸይ ሰሚዕካ'ዉን ከምትረድኣኒ
ዎ ኣምላኸይ ምሉእ ተስፋ ኣሎኒ
ክብርን ምስጋናን ይግብኣካ
ኣማን ብኣማን ንስኻ ህያው ኢኻ
ክብርን ምስጋናን ይግብኣካ
ኣማን ብኣማን ንስኻ ህያው ኢኻ
CHORUS
ጸጋ ምሕረቱ ዘልበሰና
ምልክት ድሕነትና ኮይኑ ናባና
ካባናዩ ናባናዩ የሱስ ኣሎና
VERSE 3
እሰይ ንበል ንጎይታ ምርካብና
ዓይንና በርሀ ብናይ መንፈስ ባና
እልል እልል መድሓኒ ረኺብና
እልል እልል ብንጹህ ደም ተሓጺብና
ቀሪቡ'ዩ መዓልቲ ፍርድና
ንዳሎ ክርስትያን ተሓዲስና
ቀሪቡ'ዩ መዓልቲ ፍርድና
ንዳሎ ክርስትያን ተሓዲስና
CHORUS
ጸጋ ምሕረቱ ዘልበሰና
ምልክት ድሕነትና ኮይኑ ናባና
ካባናዩ ናባናዩ የሱስ ኣሎና