ተወሊዱ
Lyrics
እዛ ሎሚ ለይቲ ብሓቂ ቅድስቲ
ህጻን ዝተወልደላ ኣብ መብልዕማ በዓቲ
ኣሕዋት ንተሓጎስ ሰዓብቱ ዝኾንና
ሓጥያትና ዝድምስስ ስለ ዝተወልደልና
ተወሊዱ የሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና’ውን ልባትና ንኽፈት ኣባና ክውለድ(2)
ጽድቂ ኣልቢሱና የሱስ መድሓኒና
ካብ ጸልማት ናይ ሰይጣን መንዚዑ ኣውጺኡና
በዚ ሎሚ ዕለት ልደት ናይ ጎይታና
ካብ ሓጥያት ዘውጽኣና ነመስግኖ ኢና
ተወሊዱ የሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና’ውን ልባትና ንኽፈት ኣባና ክውለድ(2)
ሰለዝደለየ ትሕትና ክምህረና
ኢየሱስ ተወሊዱ ሓደረ ኣብ መንጎና
በዚ ሎሚ ዕለት ንግለጾ ፍቅርና
ብምሉእ ልባትና ነመስግኖ ሓቢርና
ተወሊዱ የሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና’ውን ልባትና ንኽፈት ኣባና ክውለድ(2)
ኣዕዋፍ ሰማይ ሎሚ ብሓንሳእ ዘምራ
ምስ መዝሙር መልኣኽቲ ድምጽኽን ጸንብራ
ጎይታ ኢየሱስ ጥራይ ናይ ሓጥያት ኣባራሪ
ብዘይክኡ የልቦን ንሓጥያት ዝሰሪ
ተወሊዱ የሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና’ውን ልባትና ንኽፈት ኣባና ክውለድ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተወሊዱ
Tewelidu
VERSE 1
እዛ ሎሚ ለይቲ ብሓቂ ቅድስቲ
ህጻን ዝተወልደላ ኣብ መብልዕማ በዓቲ
ኣሕዋት ንተሓጎስ ሰዓብቱ ዝኾንና
ሓጥያትና ዝድምስስ ስለ ዝተወልደልና
CHORUS
ተወሊዱ የሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና’ውን ልባትና ንኽፈት ኣባና ክውለድ(2)
VERSE 2
ጽድቂ ኣልቢሱና የሱስ መድሓኒና
ካብ ጸልማት ናይ ሰይጣን መንዚዑ ኣውጺኡና
በዚ ሎሚ ዕለት ልደት ናይ ጎይታና
ካብ ሓጥያት ዘውጽኣና ነመስግኖ ኢና
CHORUS
ተወሊዱ የሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና’ውን ልባትና ንኽፈት ኣባና ክውለድ(2)
VERSE 3
ሰለዝደለየ ትሕትና ክምህረና
ኢየሱስ ተወሊዱ ሓደረ ኣብ መንጎና
በዚ ሎሚ ዕለት ንግለጾ ፍቅርና
ብምሉእ ልባትና ነመስግኖ ሓቢርና
CHORUS
ተወሊዱ የሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና’ውን ልባትና ንኽፈት ኣባና ክውለድ(2)
VERSE 4
ኣዕዋፍ ሰማይ ሎሚ ብሓንሳእ ዘምራ
ምስ መዝሙር መልኣኽቲ ድምጽኽን ጸንብራ
ጎይታ ኢየሱስ ጥራይ ናይ ሓጥያት ኣባራሪ
ብዘይክኡ የልቦን ንሓጥያት ዝሰሪ
CHORUS
ተወሊዱ የሱስ ተወሊዱ
ተወሊዱ መድሕን ተወሊዱ
ንሕና’ውን ልባትና ንኽፈት ኣባና ክውለድ(2)