ተስፋና መፈጸምታ ረኺቡ
Lyrics
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክና በቲ ሰላም
ዘጸናንዕ ቃልካ ዘበጸሓናን ዝረዳእካናን
ነመስግነካ ኣሎና
ንባሮት ቆላሕ ኢሉ ዝረኣየ ኦ ጎይታ ተመስገን
ብስራት ወንጌል ዘብጻሕካናን እረ ክንደይ ተዓዲልና ተመስገን
እሰይ እሰይ እረ ክንደይ ተዓዲልና (2)
ፍረ እምነት ሓቁፍና
እቲ ሓያል ኣይፈንፈነናን
እረኳ ደኣ ተሳተፍቲ በረከት ገይሩና
ኩሉ ነገር ንሰናይና....ንሰናይና ከም ዝድገፈና ገይርዎ
እግዚኣብሔር ንእስርኤል.... እግዚኣብሔር ንእስራኤል ይጥምት
እግዚኣብሔር ንመገደላዊት...እግዚኣብሔር ንመገደላዊት ይምሕር
እግዚኣብሔር ንኣፍሪቃ....እግዚኣብሔር ንኣፍሪቃ ይጥምት
ሎሚውን ንዓና (ጎይታ) ብፍቅሩ ይጥምተና
እቲ ሓያል ኣይፈንፈነናን
እረኳ ደኣ ተሳተፍቲ በረከት ገይሩና
ኩሉ ነገር ንሰናይና....ንሰናይና ከም ዝድገፈና ገይርዎ
እግዚኣብሔር ንእስርኤል.... እግዚኣብሔር ንእስራኤል አውን ይጥምት
እግዚኣብሔር ንመገደላዊት...እግዚኣብሔር ንዘኬዎስ አውን ይምሕር
እግዚኣብሔር ንኣፍሪቃ....እግዚኣብሔር ንኣፍሪቃ አውን ይጥምት
ሎሚውን ንዓና (ጎይታ) ብፍቅሩ ይጥምተና /2/
ብኣኻ ካብ ከበርና ይኣክለና ኦ ጎይታ ተመስገን
ብርሃንካ ኣዝዩ ደሚቁ ተስፋና መፈጸምታ ረኺቡ
ተስፋና መፈጸምታ ረኺቡ ...መፈጸምታ ረኺቡ
ኦጎይታ ተመስገን
እሰይ እሰይ እረ ክንደይ ተዓዲልና (2)
ፍረ እምነት ሓቁፍና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተስፋና መፈጸምታ ረኺቡ
Tesfana Mefetsemta Rekibu
VERSE 1
ኦ እግዚኣብሔር ኣምላክና በቲ ሰላም
ዘጸናንዕ ቃልካ ዘበጸሓናን ዝረዳእካናን
ነመስግነካ ኣሎና
CHORUS
ንባሮት ቆላሕ ኢሉ ዝረኣየ ኦ ጎይታ ተመስገን
ብስራት ወንጌል ዘብጻሕካናን እረ ክንደይ ተዓዲልና ተመስገን
እሰይ እሰይ እረ ክንደይ ተዓዲልና (2)
ፍረ እምነት ሓቁፍና
CHORUS
እቲ ሓያል ኣይፈንፈነናን
እረኳ ደኣ ተሳተፍቲ በረከት ገይሩና
ኩሉ ነገር ንሰናይና....ንሰናይና ከም ዝድገፈና ገይርዎ
VERSE 2
እግዚኣብሔር ንእስርኤል.... እግዚኣብሔር ንእስራኤል ይጥምት
እግዚኣብሔር ንመገደላዊት...እግዚኣብሔር ንመገደላዊት ይምሕር
እግዚኣብሔር ንኣፍሪቃ....እግዚኣብሔር ንኣፍሪቃ ይጥምት
VERSE 3
ሎሚውን ንዓና (ጎይታ) ብፍቅሩ ይጥምተና
CHORUS
እቲ ሓያል ኣይፈንፈነናን
እረኳ ደኣ ተሳተፍቲ በረከት ገይሩና
ኩሉ ነገር ንሰናይና....ንሰናይና ከም ዝድገፈና ገይርዎ
VERSE 4
እግዚኣብሔር ንእስርኤል.... እግዚኣብሔር ንእስራኤል አውን ይጥምት
እግዚኣብሔር ንመገደላዊት...እግዚኣብሔር ንዘኬዎስ አውን ይምሕር
እግዚኣብሔር ንኣፍሪቃ....እግዚኣብሔር ንኣፍሪቃ አውን ይጥምት
ሎሚውን ንዓና (ጎይታ) ብፍቅሩ ይጥምተና /2/
CHORUS
ብኣኻ ካብ ከበርና ይኣክለና ኦ ጎይታ ተመስገን
ብርሃንካ ኣዝዩ ደሚቁ ተስፋና መፈጸምታ ረኺቡ
ተስፋና መፈጸምታ ረኺቡ ...መፈጸምታ ረኺቡ
ኦጎይታ ተመስገን
እሰይ እሰይ እረ ክንደይ ተዓዲልና (2)
ፍረ እምነት ሓቁፍና