ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
Lyrics
ሓጢኣተይ ከቢዱኒ
ዓቢ ጽዕነት ኮይኑኒ
ማርያም ኣማልድለይ
ወድኺ ክምሕረኒ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ክሳብ ተማልድለይ
ኣነ ኣብ ትሕቴኺ ኢየ
ሰይጣን ተፈተነኒ
ኢሉ ከውድቐኒ
ርሕርሕቲ ወላዲተይ
ንስኺ ኣለኽኒ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ክሳብ ተማልድለይ
ኣነ ኣብ ትሕቴኺ ኢየ
ብሓጢኣተይ ዝኣክል
ሕልናይ ከይወቕሰኒ
ንድሕሪት ከይምለስ
ኣደይ ሓግዝኒ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ክሳብ ተማልድለይ
ኣነ ኣብ ትሕቴኺ ኢየ
ሕልናይ ተሸቢሩ
ሰላም ውን ስኢነ
እልምን ኣለኹ
ኣብ እግርኺ ኮይነ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ክሳብ ተማልድለይ
ኣነ ኣብ ትሕቴኺ ኢየ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
Tesfa Ayqortsn Eye
Verse 1
ሓጢኣተይ ከቢዱኒ
ዓቢ ጽዕነት ኮይኑኒ
ማርያም ኣማልድለይ
ወድኺ ክምሕረኒ
Chorus
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ክሳብ ተማልድለይ
ኣነ ኣብ ትሕቴኺ ኢየ
Verse 2
ሰይጣን ተፈተነኒ
ኢሉ ከውድቐኒ
ርሕርሕቲ ወላዲተይ
ንስኺ ኣለኽኒ
Chorus
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ክሳብ ተማልድለይ
ኣነ ኣብ ትሕቴኺ ኢየ
Verse 3
ብሓጢኣተይ ዝኣክል
ሕልናይ ከይወቕሰኒ
ንድሕሪት ከይምለስ
ኣደይ ሓግዝኒ
Chorus
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ክሳብ ተማልድለይ
ኣነ ኣብ ትሕቴኺ ኢየ
Verse 4
ሕልናይ ተሸቢሩ
ሰላም ውን ስኢነ
እልምን ኣለኹ
ኣብ እግርኺ ኮይነ
Chorus
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ተስፋ ኣይቆርጽን ኢየ
ክሳብ ተማልድለይ
ኣነ ኣብ ትሕቴኺ ኢየ