ተቐበል ምስጋናይ
Lyrics
ኣብ ጸምጸም በረኻ በይነይ ክመስለኒ
ሓይለይ ደኺሙ ረዳኢ ኣብ ዘድልየኒ
ኣብ ኩሉ መንገደይ ባዕልኻ ኣሳሊኻኒ
የሱሰይ ሓንጊርካ ኣብዚ ኣብጺሕካኒ
ካብ ልበይ ዝነቀለ ተቀበል ምስጋናይ
ናይ ዘልኣለም ፍትወይ ንስኻ(የሱሰይ)
ኢኻ ነዓይ(2)
መስቀለይ ከቢዱኒ ንድሕሪት ክጉተት
ዓቅለይ ጸቢቡኒ በይነይ ክብል ከርተት
ንዕኻ ጠሚተ ህይወተይ ክትድሕን
ፍቓድካ ይኹን ጎይታ ኣብ ፍቕርኻ ክስሕል
ካብ ልበይ ዝነቀለ ተቀበል ምስጋናይ
ናይ ዘልኣለም ፍትወይ ንስኻ(የሱሰይ)
ኢኻ ነዓይ(2)
ልበይ ተሰቢሩ ማዕበል ህይወት በርቲዑኒ
ማይ ጸሚአ ክደሊ ኣብ ዒላ ጸኒሕካኒ
ንኹሉ ህይወተይ ብመንፈስካ ኣበርቲዕካዮ
እቲ ሓቐኛ ኣምላኽ ምዃንካ ጥዒመዮ
ካብ ልበይ ዝነቀለ ተቀበል ምስጋናይ
ናይ ዘልኣለም ፍትወይ ንስኻ(የሱሰይ)
ኢኻ ነዓይ(2)
ምእንታይ ክትብል ህይወትካ ዝተበጀኻ
ኣብ መስቀል ቀራንዮ ክቡር ደምካ ዘፍሰስካ
እንታይ እንተበልኩኻየ ንዓኻ ዘዕግበካ
እቲ ዘሎኒ ኣን ምስጋናይ ይህበካ
ካብ ልበይ ዝነቀለ ተቀበል ምስጋናይ
ናይ ዘልኣለም ፍትወይ ንስኻ(የሱሰይ)
ኢኻ ነዓይ(2)
ክበር ንገስ ንበይንኻ ኣብ ምድሪ ኣብ ሰማይ(4)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተቐበል ምስጋናይ
Teqebel msganay
VERSE 1
ኣብ ጸምጸም በረኻ በይነይ ክመስለኒ
ሓይለይ ደኺሙ ረዳኢ ኣብ ዘድልየኒ
ኣብ ኩሉ መንገደይ ባዕልኻ ኣሳሊኻኒ
የሱሰይ ሓንጊርካ ኣብዚ ኣብጺሕካኒ
CHORUS
ካብ ልበይ ዝነቀለ ተቀበል ምስጋናይ
ናይ ዘልኣለም ፍትወይ ንስኻ(የሱሰይ)
ኢኻ ነዓይ(2)
VERSE 2
መስቀለይ ከቢዱኒ ንድሕሪት ክጉተት
ዓቅለይ ጸቢቡኒ በይነይ ክብል ከርተት
ንዕኻ ጠሚተ ህይወተይ ክትድሕን
ፍቓድካ ይኹን ጎይታ ኣብ ፍቕርኻ ክስሕል
CHORUS
ካብ ልበይ ዝነቀለ ተቀበል ምስጋናይ
ናይ ዘልኣለም ፍትወይ ንስኻ(የሱሰይ)
ኢኻ ነዓይ(2)
VERSE 3
ልበይ ተሰቢሩ ማዕበል ህይወት በርቲዑኒ
ማይ ጸሚአ ክደሊ ኣብ ዒላ ጸኒሕካኒ
ንኹሉ ህይወተይ ብመንፈስካ ኣበርቲዕካዮ
እቲ ሓቐኛ ኣምላኽ ምዃንካ ጥዒመዮ
CHORUS
ካብ ልበይ ዝነቀለ ተቀበል ምስጋናይ
ናይ ዘልኣለም ፍትወይ ንስኻ(የሱሰይ)
ኢኻ ነዓይ(2)
VERSE 4
ምእንታይ ክትብል ህይወትካ ዝተበጀኻ
ኣብ መስቀል ቀራንዮ ክቡር ደምካ ዘፍሰስካ
እንታይ እንተበልኩኻየ ንዓኻ ዘዕግበካ
እቲ ዘሎኒ ኣን ምስጋናይ ይህበካ
CHORUS
ካብ ልበይ ዝነቀለ ተቀበል ምስጋናይ
ናይ ዘልኣለም ፍትወይ ንስኻ(የሱሰይ)
ኢኻ ነዓይ(2)
ክበር ንገስ ንበይንኻ ኣብ ምድሪ ኣብ ሰማይ(4)

