ተመስገን
Lyrics
ኣብ ሕይወተይ ዝጀመርካዮ ተግባር እናፈጻምካ
ኣብ ንእስነተይ ዝፈለምካዮ ሠናይ መመሊስካ
ኣብ ግሽነተይ ዘሰነኻኒ ዘመን ደጋጊምካ
እንትርፎ ምስጋናይ ካልእ የለን ዝህበካ /2/
ተመስገን /2/ ተባረኽ /2/
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ምስጋና ናይ ልበይ
ተቀበል ፈታዊየይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ /2/
ኣብ ገደል ዘሎ ሕይወተይ ህላወ ኣዊጅካሉ
ዘለኽዎ ኣጻድፍ መውጽኢ ፈጢርካሉ
ኦሮማይ ዝተባህሎ ምንባረይ ሠናይ ፍጻመ ደምዲምካሉ
ኦሮማይ ዝተባህሎ ምንባረይ ዳግማይ ዘርኢ ዘሪእካሉ /2/
ተመስገን /2/ ተባረኽ /2/
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ምስጋና ናይ ልበይ
ተቀበል ፈታዊየይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ /2/
ስለይ መስቀል ምስካም መጺጽ ሓሞት ምቕባል
ከም ሰራቂ ምንጥልጣል ስምብራተይ ምዝናን
ብውርደትካ ኣኽቢርካኒ ብሞትካ ሕይወት ሂብካኒ
ድሕነተይ ደሊኻ ኣርዑተይ ሰቢርካ /2/
ተመስገን /2/ ተባረኽ /2/
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ምስጋና ናይ ልበይ
ተቀበል ፈታዊየይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ /2/
ንስኻ ስለ ዘለኻ’ዩ ምንባረይ ትርጉሙ
ስምካ ትምክሕተይ ምዃኑ ንመንገደይ ብርሃኑ
ምኽርታትካ ኣለቢሙኒ ምሳይ ምዃንካ ኣሕቢኑኒ
ብዓወት ኣሳጊርካኒ ንኹሉ ኣሕሊፍካኒ /2/
ተመስገን /2/ ተባረኽ /2/
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ምስጋና ናይ ልበይ
ተቀበል ፈታዊየይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ /2/
ብቁዕ እንተ ኾይኑለይ ሓደ ዝቅኒቱ ጸሎት
ብቅዓት እንተለዎ ሓደ ዝቅኒቱ ቛንቛ
ውሬታ ምስጋና ይፍልፍል ኣሎ ኣብ ልበይ
ተቀበሎ ፍትወይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ
ውሬታ ምስጋና ይፍልፍል ኣሎ ኣብ ልበይ
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተመስገን
Temesgen
VERSE 1
ኣብ ሕይወተይ ዝጀመርካዮ ተግባር እናፈጻምካ
ኣብ ንእስነተይ ዝፈለምካዮ ሠናይ መመሊስካ
ኣብ ግሽነተይ ዘሰነኻኒ ዘመን ደጋጊምካ
እንትርፎ ምስጋናይ ካልእ የለን ዝህበካ /2/
CHORUS
ተመስገን /2/ ተባረኽ /2/
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ምስጋና ናይ ልበይ
ተቀበል ፈታዊየይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ /2/
VERSE 2
ኣብ ገደል ዘሎ ሕይወተይ ህላወ ኣዊጅካሉ
ዘለኽዎ ኣጻድፍ መውጽኢ ፈጢርካሉ
ኦሮማይ ዝተባህሎ ምንባረይ ሠናይ ፍጻመ ደምዲምካሉ
ኦሮማይ ዝተባህሎ ምንባረይ ዳግማይ ዘርኢ ዘሪእካሉ /2/
CHORUS
ተመስገን /2/ ተባረኽ /2/
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ምስጋና ናይ ልበይ
ተቀበል ፈታዊየይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ /2/
VERSE 3
ስለይ መስቀል ምስካም መጺጽ ሓሞት ምቕባል
ከም ሰራቂ ምንጥልጣል ስምብራተይ ምዝናን
ብውርደትካ ኣኽቢርካኒ ብሞትካ ሕይወት ሂብካኒ
ድሕነተይ ደሊኻ ኣርዑተይ ሰቢርካ /2/
CHORUS
ተመስገን /2/ ተባረኽ /2/
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ምስጋና ናይ ልበይ
ተቀበል ፈታዊየይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ /2/
VERSE 4
ንስኻ ስለ ዘለኻ’ዩ ምንባረይ ትርጉሙ
ስምካ ትምክሕተይ ምዃኑ ንመንገደይ ብርሃኑ
ምኽርታትካ ኣለቢሙኒ ምሳይ ምዃንካ ኣሕቢኑኒ
ብዓወት ኣሳጊርካኒ ንኹሉ ኣሕሊፍካኒ /2/
CHORUS
ተመስገን /2/ ተባረኽ /2/
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ምስጋና ናይ ልበይ
ተቀበል ፈታዊየይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ /2/
Outro
ብቁዕ እንተ ኾይኑለይ ሓደ ዝቅኒቱ ጸሎት
ብቅዓት እንተለዎ ሓደ ዝቅኒቱ ቛንቛ
ውሬታ ምስጋና ይፍልፍል ኣሎ ኣብ ልበይ
ተቀበሎ ፍትወይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ
ውሬታ ምስጋና ይፍልፍል ኣሎ ኣብ ልበይ
ተቀበሎ ኢየሱሰይ ባርኾት ናይ ሕይወተይ