ተመስገን ኦ ጎይታ
Lyrics
ተመስገን ኦ ጎይታ
ንዓና ክትጓሲ ዘይተሓለለካ
ንዓና ክትእብድ እውን ዘይሰልከኻ(2)
እትሕልወና ከይንጠፍእ ደቅኻ
ሕያዋይ ጓሳ ኣይረኤኹን ከማኻ(2)
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
ቃላት ጠፊኡኒ ከመስግን ንዓኻ
ሓደ’ኳ ስኢነ ዝመስል ንዓኻ(2)
እንታይ ክህበካ እንታይ ከቕርበልካ
እንታይ ክኸፍለካ ነቲ ኩሉ ውዕለትካ(2)
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
ኣሕዋት ሓብሩኒ ቃላት ወስኹኒ
ከመስግን ፈጣሪ ነቲ ዝረድኣኒ(2)
ካብ ላዕሊ ናብ ውሽጢ ዝርኢ እቲ ዓይኑ ምድሪ መርገጽ እግሩ ሰማይ’ውን ዝፋኑ(2)
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
እንታይ ኢለ ክዛረብ ቃላት ይሓጽረኒ
ንዓኻ ክውድስ ልበይ ገዲዱኒ(2)
ኣሕዋተይ ነመስግን ነቲ ዘድሓነና
ምእንቲ ክንረክብ ብድርብ ዓስብና(2)
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
ትሕትና ክትምህር ድኽነት መሪጽካ
ምእንቲ ሓጥያትና ኣብ መስቀል ወዓልካ(2)
ስለቲ ለውሃትካ ስለቲ ምሕረትካ
ኣነ ሓጥያተኛ እንታይ’የ ዘቕርበልካ(2)
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተመስገን ኦ ጎይታ
Temesgen o goyta
VERSE 1
ተመስገን ኦ ጎይታ
ንዓና ክትጓሲ ዘይተሓለለካ
ንዓና ክትእብድ እውን ዘይሰልከኻ(2)
እትሕልወና ከይንጠፍእ ደቅኻ
ሕያዋይ ጓሳ ኣይረኤኹን ከማኻ(2)
CHORUS
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
VERSE 2
ቃላት ጠፊኡኒ ከመስግን ንዓኻ
ሓደ’ኳ ስኢነ ዝመስል ንዓኻ(2)
እንታይ ክህበካ እንታይ ከቕርበልካ
እንታይ ክኸፍለካ ነቲ ኩሉ ውዕለትካ(2)
CHORUS
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
VERSE 3
ኣሕዋት ሓብሩኒ ቃላት ወስኹኒ
ከመስግን ፈጣሪ ነቲ ዝረድኣኒ(2)
ካብ ላዕሊ ናብ ውሽጢ ዝርኢ እቲ ዓይኑ ምድሪ መርገጽ እግሩ ሰማይ’ውን ዝፋኑ(2)
CHORUS
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
VERSE 4
እንታይ ኢለ ክዛረብ ቃላት ይሓጽረኒ
ንዓኻ ክውድስ ልበይ ገዲዱኒ(2)
ኣሕዋተይ ነመስግን ነቲ ዘድሓነና
ምእንቲ ክንረክብ ብድርብ ዓስብና(2)
CHORUS
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)
VERSE 5
ትሕትና ክትምህር ድኽነት መሪጽካ
ምእንቲ ሓጥያትና ኣብ መስቀል ወዓልካ(2)
ስለቲ ለውሃትካ ስለቲ ምሕረትካ
ኣነ ሓጥያተኛ እንታይ’የ ዘቕርበልካ(2)
CHORUS
ተመስገን ኦ ጎይታ
ዘይብልካ መሰታ (2)
እንታይ ከቕርበልካ ምስ ኩሉ ውሬታ(2)