ተመስገን ንበል
Lyrics
ክንደይ ይምቅር ሂወት ምስ ኢየሱሰይ
ካብኡ ዝጥዕም የለን ኣብዛ ዕሸል ነብሰይ
ንሱ`ዩ ፍቅሪ ነንግሶ ኣብ ሂወትና
ቅኑዓት ክንከውን ኣብ ዘመን ሂወትና
ተመስገን ንበል ብዓውታ ተመስገን
ተመስገን ንበል ብእልልታ ተመስገን
ተመስገን ንበል እወ ንጎይታ
ምእንታና ክብል ደየበ ጎልጎልታ /2/
ኣይረኸብኩን ኣነስ ንዓኻ ዝመስል
ብሓጎስ ብደስታ ዘልዓለም ዘፍቅር
ጉዕዞ ሂወተይ ከሕልፎ ምሳኻ
መሪጻ`ላ ነብሰይ ከተኽብር ንዓኻ
ተመስገን ንበል ብዓውታ ተመስገን
ተመስገን ንበል ብእልልታ ተመስገን
ተመስገን ንበል እወ ንጎይታ
ምእንታና ክብል ደየበ ጎልጎልታ /2/
ንሕና ናባኻ ንመጽእ ኣሎና
ወሲንና ምሳኻ ክነብር ጎይታና
ደቅኻ ካብ ኮና እንታይ ዘፍርህ ኣሎና
ንስኻ ካብ ኮንካ መርከብ ናይ ህወትና
ተመስገን ንበል ብዓውታ ተመስገን
ተመስገን ንበል ብእልልታ ተመስገን
ተመስገን ንበል እወ ንጎይታ
ምእንታና ክብል ደየበ ጎልጎልታ /2/
ኣሕዋት ይኣክል ደጊም ፍትወት ስጋ
ንፈጽም ትእዛዛቱ ጎይታ ዝበለና
ኣይንታኸስ ድኣ ነመስግን ደጋጊምና
ብድሙቅ ከበሮ ምስ ጥዑም ቃናና
ተመስገን ንበል ብዓውታ ተመስገን
ተመስገን ንበል ብእልልታ ተመስገን
ተመስገን ንበል እወ ንጎይታ
ምእንታና ክብል ደየበ ጎልጎልታ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተመስገን ንበል
Temesgen Nbel
VERSE 1
ክንደይ ይምቅር ሂወት ምስ ኢየሱሰይ
ካብኡ ዝጥዕም የለን ኣብዛ ዕሸል ነብሰይ
ንሱ`ዩ ፍቅሪ ነንግሶ ኣብ ሂወትና
ቅኑዓት ክንከውን ኣብ ዘመን ሂወትና
CHORUS
ተመስገን ንበል ብዓውታ ተመስገን
ተመስገን ንበል ብእልልታ ተመስገን
ተመስገን ንበል እወ ንጎይታ
ምእንታና ክብል ደየበ ጎልጎልታ /2/
VERSE 2
ኣይረኸብኩን ኣነስ ንዓኻ ዝመስል
ብሓጎስ ብደስታ ዘልዓለም ዘፍቅር
ጉዕዞ ሂወተይ ከሕልፎ ምሳኻ
መሪጻ`ላ ነብሰይ ከተኽብር ንዓኻ
CHORUS
ተመስገን ንበል ብዓውታ ተመስገን
ተመስገን ንበል ብእልልታ ተመስገን
ተመስገን ንበል እወ ንጎይታ
ምእንታና ክብል ደየበ ጎልጎልታ /2/
VERSE 3
ንሕና ናባኻ ንመጽእ ኣሎና
ወሲንና ምሳኻ ክነብር ጎይታና
ደቅኻ ካብ ኮና እንታይ ዘፍርህ ኣሎና
ንስኻ ካብ ኮንካ መርከብ ናይ ህወትና
CHORUS
ተመስገን ንበል ብዓውታ ተመስገን
ተመስገን ንበል ብእልልታ ተመስገን
ተመስገን ንበል እወ ንጎይታ
ምእንታና ክብል ደየበ ጎልጎልታ /2/
VERSE 4
ኣሕዋት ይኣክል ደጊም ፍትወት ስጋ
ንፈጽም ትእዛዛቱ ጎይታ ዝበለና
ኣይንታኸስ ድኣ ነመስግን ደጋጊምና
ብድሙቅ ከበሮ ምስ ጥዑም ቃናና
CHORUS
ተመስገን ንበል ብዓውታ ተመስገን
ተመስገን ንበል ብእልልታ ተመስገን
ተመስገን ንበል እወ ንጎይታ
ምእንታና ክብል ደየበ ጎልጎልታ /2/