ተመስገን ክብል'የ
Lyrics
ይመስለና ኣሎ ዝብጻሕ ብግዕዞ ብስጋ
ምስትውዓል ሃበና ክንበጽሕ ናባኻ
ተንበርኪኽና እንተ ጠመትና ናባኻ
ተገሊጹ ኢዩ ኣብ መስቀል ፍቕርኻ
ንኸንቱ ኣይኮነን ዝፈሰሰ ደም ጎይታ
ንኸንቱ ኣይኮነን ስቃይ ናይ ጎልጎልታ
እቲ ደም ጎይታ ዝፈሰሰ ንኸንቱ ኣይኮነን
ብደም ጎይታ ኣደሓና ነፍሳት
ይምስክራ ብድምጺ መልኸት
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብጸጋኻ ዓጊበ ፍቕርኻ ተመጊበ
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብደምካ ተሓጺበ ጸርየ ነጺሐ
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብጎይታ ዓጊበ ድሕነት ረኺበ
ኣነ ኣሜን ክብል ኢየ
ክሳብ ክንደይ ዓሙቕዩ ጎይታየ ፍቕርኻ
ተቐዲሑ ዘይውዳእ ካብ ምድራዊ ቃላይ
ብዙሒዩ ሃብትኻ ዘይውዳእ ጸጋኻ
ኩሉ ኣሎ ኣብኡ ህያባት ፍቕርኻ
መስቀልካ ውን ይነግር ንምስጢር ግዕዞኻ
ደሚቑ ዝኹላዕ ኣብቲ ለዋህ ገጽካ
ረኣዩ ይብለና ንውጉእ ኣካልካ
ጸጋኻ ክፈስስ ካብ ደም ርሃጽካ
ንኸንቱ ኣይኮነን ዝፈሰሰ ደም ጎይታ
ንኸንቱ ኣይኮነን ስቃይ ናይ ጎልጎልታ
እቲ ደም ጎይታ ዝፈሰሰ ንኸንቱ ኣይኮነን
ብደም ጎይታ ኣደሓና ነፍሳት
ይምስክራ ብድምጺ መልኸት
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብጸጋኻ ዓጊበ ፍቕርኻ ተመጊበ
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብደምካ ተሓጺበ ጸርየ ነጺሐ
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብጎይታ ዓጊበ ድሕነት ረኺበ
ኣነ ኣሜን ክብል ኢየ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተመስገን ክብል'የ
Temesgen Kbl Eye
Verse 1
ይመስለና ኣሎ ዝብጻሕ ብግዕዞ ብስጋ
ምስትውዓል ሃበና ክንበጽሕ ናባኻ
ተንበርኪኽና እንተ ጠመትና ናባኻ
ተገሊጹ ኢዩ ኣብ መስቀል ፍቕርኻ
Chorus
ንኸንቱ ኣይኮነን ዝፈሰሰ ደም ጎይታ
ንኸንቱ ኣይኮነን ስቃይ ናይ ጎልጎልታ
እቲ ደም ጎይታ ዝፈሰሰ ንኸንቱ ኣይኮነን
ብደም ጎይታ ኣደሓና ነፍሳት
ይምስክራ ብድምጺ መልኸት
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብጸጋኻ ዓጊበ ፍቕርኻ ተመጊበ
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብደምካ ተሓጺበ ጸርየ ነጺሐ
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብጎይታ ዓጊበ ድሕነት ረኺበ
ኣነ ኣሜን ክብል ኢየ
Verse 2
ክሳብ ክንደይ ዓሙቕዩ ጎይታየ ፍቕርኻ
ተቐዲሑ ዘይውዳእ ካብ ምድራዊ ቃላይ
ብዙሒዩ ሃብትኻ ዘይውዳእ ጸጋኻ
ኩሉ ኣሎ ኣብኡ ህያባት ፍቕርኻ
መስቀልካ ውን ይነግር ንምስጢር ግዕዞኻ
ደሚቑ ዝኹላዕ ኣብቲ ለዋህ ገጽካ
ረኣዩ ይብለና ንውጉእ ኣካልካ
ጸጋኻ ክፈስስ ካብ ደም ርሃጽካ
Chorus
ንኸንቱ ኣይኮነን ዝፈሰሰ ደም ጎይታ
ንኸንቱ ኣይኮነን ስቃይ ናይ ጎልጎልታ
እቲ ደም ጎይታ ዝፈሰሰ ንኸንቱ ኣይኮነን
ብደም ጎይታ ኣደሓና ነፍሳት
ይምስክራ ብድምጺ መልኸት
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብጸጋኻ ዓጊበ ፍቕርኻ ተመጊበ
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብደምካ ተሓጺበ ጸርየ ነጺሐ
ተመስገን ክብል ኢየ(2)
ብጎይታ ዓጊበ ድሕነት ረኺበ
ኣነ ኣሜን ክብል ኢየ

