ጠበቓይ
Lyrics
ኣብ ዓዘቕቲ ሓጢኣት ተዋሒጠ
ኣብ መዓሙቕ ጸልማት እውን ሰጢመ
ንስኽእ ግን ኢየሱስ ትደልየኒ
ዉሉደይ እናበልካስ ትረድ ኣኒ
ኣሎኒ ጠበቓይ ንሕቶይ ዝምልስ
ንንብዓት የዒንተይ ብፍቕሩ ዝደርዝ
ንመቑሕ ማእሰርተይ ብስልጣን ዝበትኽ
ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ናብ ብርሃን ዝመርሕ
ኣብቲ ዝኣተኽዎ ግዝኣት ጸልማት
ተታትያ ንነብሰይ ብህድ ኣት
ኣብቲ ዝኸድክዎ ጎደና
ፍቕርኻ ኢዩ ንነብሰይ ዘሳጉማ
ኣሎኒ ጠበቓይ ንሕቶይ ዝምልስ
ንንብዓት የዒንተይ ብፍቕሩ ዝደርዝ
ንመቑሕ ማእሰርተይ ብስልጣን ዝበትኽ
ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ናብ ብርሃን ዝመርሕ
ኣብ ዝኸድኩ ከይደ ኣይትሓድገንን
ናብ ዘበልኩ ኣቢለ ኣይትርሕቀንን
ብዘይ ሓገዝ ናትካስ ኣይነብርን
ብዘይ ደገፍ ናትካስ ኣይቀውምን
ኣሎኒ ጠበቓይ ንሕቶይ ዝምልስ
ንንብዓት የዒንተይ ብፍቕሩ ዝደርዝ
ንመቑሕ ማእሰርተይ ብስልጣን ዝበትኽ
ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ናብ ብርሃን ዝመርሕ
ኢየሱሰይ ካባይ ዘይፍለ ኣብ ዝኾነ እዋን
ፍቱወይ ልዕሊ ማንም ዝፍቀር ዝእመን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጠበቓይ
Tebeqay
VERSE 1
ኣብ ዓዘቕቲ ሓጢኣት ተዋሒጠ
ኣብ መዓሙቕ ጸልማት እውን ሰጢመ
ንስኽእ ግን ኢየሱስ ትደልየኒ
ዉሉደይ እናበልካስ ትረድ ኣኒ
CHORUS
ኣሎኒ ጠበቓይ ንሕቶይ ዝምልስ
ንንብዓት የዒንተይ ብፍቕሩ ዝደርዝ
ንመቑሕ ማእሰርተይ ብስልጣን ዝበትኽ
ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ናብ ብርሃን ዝመርሕ
VERSE 2
ኣብቲ ዝኣተኽዎ ግዝኣት ጸልማት
ተታትያ ንነብሰይ ብህድ ኣት
ኣብቲ ዝኸድክዎ ጎደና
ፍቕርኻ ኢዩ ንነብሰይ ዘሳጉማ
CHORUS
ኣሎኒ ጠበቓይ ንሕቶይ ዝምልስ
ንንብዓት የዒንተይ ብፍቕሩ ዝደርዝ
ንመቑሕ ማእሰርተይ ብስልጣን ዝበትኽ
ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ናብ ብርሃን ዝመርሕ
VERSE 3
ኣብ ዝኸድኩ ከይደ ኣይትሓድገንን
ናብ ዘበልኩ ኣቢለ ኣይትርሕቀንን
ብዘይ ሓገዝ ናትካስ ኣይነብርን
ብዘይ ደገፍ ናትካስ ኣይቀውምን
CHORUS
ኣሎኒ ጠበቓይ ንሕቶይ ዝምልስ
ንንብዓት የዒንተይ ብፍቕሩ ዝደርዝ
ንመቑሕ ማእሰርተይ ብስልጣን ዝበትኽ
ካብ ጸልማት ኣውጺኡ ናብ ብርሃን ዝመርሕ
VERSE 4
ኢየሱሰይ ካባይ ዘይፍለ ኣብ ዝኾነ እዋን
ፍቱወይ ልዕሊ ማንም ዝፍቀር ዝእመን