ተበጊሰ ኣለኹ
Lyrics
ተበጊሰ ኣለኹ ክመጽአ ናባኻ
ጎይታይ ሕግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ተበጊሰ ኣለኹ ክቀርብ ናባኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
መንፈሰይ ክርበሽ ካባኻ ርሒቀ
ዕረፍቲ ስኢነ ብሰላም ውን ዓሪቀ
ንስኻ ግን ጎይታይ ብኢደይ ሒዝካኒ
ብዘመነይ ክኣ ደስ ኣበልካኒ
ተበጊሰ ኣለኹ ክመጽአ ናባኻ
ጎይታይ ሕግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ተበጊሰ ኣለኹ ክቀርብ ናባኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
መቀረት ሂወተይ ኣባኻ እዩ ዘሎ
ምሳኻ ክጎዓዝ ንኹሉ ክብድሆ
ውሉድካ ኾይነ ክነብር ምሳኻ
ብመንፈስካ ጌርካ ስሓበኒ ናባኻ
ኣስተማቒረዮ ንኹሉ ርእየዮ
ብሓይልኻ ክነብር ወሲነዮ
ኣንታ ፈቃር ጎይታይ ንስኻ መድሕነይ
ጸሎተይ`ሲ ንዓኻ ይኹነለይ
ተበጊሰ ኣለኹ ክመጽአ ናባኻ
ጎይታይ ሕግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ተበጊሰ ኣለኹ ክቀርብ ናባኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ተበጊሰ ኣለኹ
Tebegise Aleku
CHORUS
ተበጊሰ ኣለኹ ክመጽአ ናባኻ
ጎይታይ ሕግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ተበጊሰ ኣለኹ ክቀርብ ናባኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
VERSE 1
መንፈሰይ ክርበሽ ካባኻ ርሒቀ
ዕረፍቲ ስኢነ ብሰላም ውን ዓሪቀ
ንስኻ ግን ጎይታይ ብኢደይ ሒዝካኒ
ብዘመነይ ክኣ ደስ ኣበልካኒ
CHORUS
ተበጊሰ ኣለኹ ክመጽአ ናባኻ
ጎይታይ ሕግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ተበጊሰ ኣለኹ ክቀርብ ናባኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
VERSE 2
መቀረት ሂወተይ ኣባኻ እዩ ዘሎ
ምሳኻ ክጎዓዝ ንኹሉ ክብድሆ
ውሉድካ ኾይነ ክነብር ምሳኻ
ብመንፈስካ ጌርካ ስሓበኒ ናባኻ
VERSE 3
ኣስተማቒረዮ ንኹሉ ርእየዮ
ብሓይልኻ ክነብር ወሲነዮ
ኣንታ ፈቃር ጎይታይ ንስኻ መድሕነይ
ጸሎተይ`ሲ ንዓኻ ይኹነለይ
CHORUS
ተበጊሰ ኣለኹ ክመጽአ ናባኻ
ጎይታይ ሕግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ተበጊሰ ኣለኹ ክቀርብ ናባኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ
ኢየሱስ ሓግዘኒ ክኸውን ምሳኻ

