ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ
Lyrics
ዓለም ከተሳጉጎኒ ንዓይ ንበይነይ
ክጎብጡኒ ክጎዩ ከልሕልሕ ሓይለይ
ኣብ በረኻ ኣብ ምድረበዳታት
ክጎዪ ኣብ ኣኽራን ጎቦታት
ኣብ ኣፋፌት ሰመያዊ ባና
ተጎልቢበ ብ ጻዕዳ ደበና
ኣርሕወኒ ባብካ ክፈተለይ
ሕቖፈኒ ድረዝ ንንብዓተይ (2)
ዓለም ከተሳጉጎኒ ንዓይ ንበይነይ
ክጎብጡኒ ክጎዩ ከልሕልሕ ሓይለይ
ኣብ በረኻ ኣብ ምድረበዳታት
ክጎዪ ኣብ ኣኽራን ጎቦታት
ኦሮማይ ኣይናታን'የ ዓለም
ኣዶናይ ኣለኻኒ ኣብ ኣርያም
ነጺሀ ናብ ቤትካ ክኣቱ
ሕጸበኒ ከም በረድ ክጽዕዱ(2)
ዓለም ከተሳጉጎኒ ንዓይ ንበይነይ
ክጎብጡኒ ክጎዩ ከልሕልሕ ሓይለይ
ኣብ በረኻ ኣብ ምድረበዳታት
ክጎዪ ኣብ ኣኽራን ጎቦታት
ኮይኑለይ እዩ ኣባኻ ተሞርኪሰ
ጉዕዞይ ፈሊመዮ ንዓኻ ኣሚነ
ኬንካኒ እውን እሙን ከውሒ ንዓይ
ፍቕርኻ ጀሚሩ ክዛሪ ኣብ ልበይ
ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ
ብጸጋኻ እዩ ኮይኑለይ(2)
ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ እዚ ኹሉ
ኣብ ነብሰይ ክነብር መንፈስካ ኣጽሊሉ
ብጸጋኻ እዩ ኮይኑለይ እዚ ኹሉ
የዒንተይ ከፊተ ኩሉ ዝርእየሉ
ብፍቕርኻ ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ
ብጸጋኻ ብጸጋኻ እዩ ኮይኑለይ(2)
ብፍቕርኻ ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ
ብጸጋኻ ብጸጋኻ እዩ ኮይኑለይ(2)
ኩሉ ብኣኻ'ዩ ኮይኑለይ
ኩሉ ብስምካ ጥዒሙለይ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ
Bfqrka Eyu Koynuley
CHORUS
ዓለም ከተሳጉጎኒ ንዓይ ንበይነይ
ክጎብጡኒ ክጎዩ ከልሕልሕ ሓይለይ
ኣብ በረኻ ኣብ ምድረበዳታት
ክጎዪ ኣብ ኣኽራን ጎቦታት
VERSE 1
ኣብ ኣፋፌት ሰመያዊ ባና
ተጎልቢበ ብ ጻዕዳ ደበና
ኣርሕወኒ ባብካ ክፈተለይ
ሕቖፈኒ ድረዝ ንንብዓተይ (2)
CHORUS
ዓለም ከተሳጉጎኒ ንዓይ ንበይነይ
ክጎብጡኒ ክጎዩ ከልሕልሕ ሓይለይ
ኣብ በረኻ ኣብ ምድረበዳታት
ክጎዪ ኣብ ኣኽራን ጎቦታት
VERSE 2
ኦሮማይ ኣይናታን'የ ዓለም
ኣዶናይ ኣለኻኒ ኣብ ኣርያም
ነጺሀ ናብ ቤትካ ክኣቱ
ሕጸበኒ ከም በረድ ክጽዕዱ(2)
CHORUS
ዓለም ከተሳጉጎኒ ንዓይ ንበይነይ
ክጎብጡኒ ክጎዩ ከልሕልሕ ሓይለይ
ኣብ በረኻ ኣብ ምድረበዳታት
ክጎዪ ኣብ ኣኽራን ጎቦታት
VERSE 3
ኮይኑለይ እዩ ኣባኻ ተሞርኪሰ
ጉዕዞይ ፈሊመዮ ንዓኻ ኣሚነ
ኬንካኒ እውን እሙን ከውሒ ንዓይ
ፍቕርኻ ጀሚሩ ክዛሪ ኣብ ልበይ
CHORUS
ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ
ብጸጋኻ እዩ ኮይኑለይ(2)
VERSE 4
ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ እዚ ኹሉ
ኣብ ነብሰይ ክነብር መንፈስካ ኣጽሊሉ
ብጸጋኻ እዩ ኮይኑለይ እዚ ኹሉ
የዒንተይ ከፊተ ኩሉ ዝርእየሉ
CHORUS
ብፍቕርኻ ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ
ብጸጋኻ ብጸጋኻ እዩ ኮይኑለይ(2)
ብፍቕርኻ ብፍቕርኻ እዩ ኮይኑለይ
ብጸጋኻ ብጸጋኻ እዩ ኮይኑለይ(2)
ኩሉ ብኣኻ'ዩ ኮይኑለይ
ኩሉ ብስምካ ጥዒሙለይ (2)

