መንነተይ ንስኻ ኢኻ
Lyrics
መንነተይ ንስኻ ኢኻ(3) መንነተይ
መንነተይ ንስኻ ኢኻ(3) መንነተይ {2}
ተስፋይ ደገፈይ
ሓይለይ ገደበይ
ዋልታይ ዕርደይ
ንስኻ ኢኻ መንነተይ
ክብርኻ ይስፋሕ ኣብዛ ዓለም
ንዘንትእለት ኢኻ ክቡር ንዘልኣለም
ብኽብሪ ተጸዋዕ ኣብቲ ዓቢ ፍጹም
ኣብዚ ይኹን ዋላ ኣብቲ ናትካ ኣርያም
ቓንቓይ ንስኻ ኢኻ ቓንቓይ
እምኒ ቑራዕ መንፈስካ ኣንብረለይ
ንስኻ ኢኻ ዝፋነይ ኣብ ዝኻድክዎ
ንስኻ መንነተይ ኣብ ዝኣተኽዎ
ሰላመይ ዕረፍተይ
ከውለይ ጽላለይ
ዕርደይ ናተይ
ንስኻ ኢኻ መንነተይ
ብብርሃንካ ብርሃን ንርኢ ኣሎና
ኣብ ቅድሜና ደሚቑ እቲ ዓቢ ራኢና
ክንቅጽል ነቲ ዝተረፈ ጉዕዞና
ብብርሃንካ ሒዝካ ኣይትፈለየና
መንነትና ንስኻ ኢኻ (3) መንነትና
መንነትና ንስኻ ኢኻ (3) መንነትና
ተስፋና ደገፍና
ሓይልና ገደብና
ዋልታና ዕርድና
ንስኻ ኢኻ መንነትና
ሰላምና ዕረፍትና
ከውልና ጽላልና
ዕርድና ትጽቢትና
ንስኻ ኢኻ መንነትና
መንነተይ ንስኻ ኢኻ (3) መንነተይ (2)
መንነትና ንስኻ ኢኻ (3) መንነተይ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
መንነተይ ንስኻ ኢኻ
Mennetey Nska Ika
CHORUS
መንነተይ ንስኻ ኢኻ(3) መንነተይ
መንነተይ ንስኻ ኢኻ(3) መንነተይ {2}
ተስፋይ ደገፈይ
ሓይለይ ገደበይ
ዋልታይ ዕርደይ
ንስኻ ኢኻ መንነተይ
VERSE 1
ክብርኻ ይስፋሕ ኣብዛ ዓለም
ንዘንትእለት ኢኻ ክቡር ንዘልኣለም
ብኽብሪ ተጸዋዕ ኣብቲ ዓቢ ፍጹም
ኣብዚ ይኹን ዋላ ኣብቲ ናትካ ኣርያም
ቓንቓይ ንስኻ ኢኻ ቓንቓይ
እምኒ ቑራዕ መንፈስካ ኣንብረለይ
ንስኻ ኢኻ ዝፋነይ ኣብ ዝኻድክዎ
ንስኻ መንነተይ ኣብ ዝኣተኽዎ
CHORUS
ሰላመይ ዕረፍተይ
ከውለይ ጽላለይ
ዕርደይ ናተይ
ንስኻ ኢኻ መንነተይ
VERSE 2
ብብርሃንካ ብርሃን ንርኢ ኣሎና
ኣብ ቅድሜና ደሚቑ እቲ ዓቢ ራኢና
ክንቅጽል ነቲ ዝተረፈ ጉዕዞና
ብብርሃንካ ሒዝካ ኣይትፈለየና
CHORUS
መንነትና ንስኻ ኢኻ (3) መንነትና
መንነትና ንስኻ ኢኻ (3) መንነትና
ተስፋና ደገፍና
ሓይልና ገደብና
ዋልታና ዕርድና
ንስኻ ኢኻ መንነትና
ሰላምና ዕረፍትና
ከውልና ጽላልና
ዕርድና ትጽቢትና
ንስኻ ኢኻ መንነትና
መንነተይ ንስኻ ኢኻ (3) መንነተይ (2)
መንነትና ንስኻ ኢኻ (3) መንነተይ (2)

