ሓደራ ንሓወይ
Lyrics
ንሞት ፈሪዶም ከሰናብቱኒ
ብእሾኽን ተኾርባን ከሳቅዩኒ
ኣብ ከርፋሕ መሬት ክጓትቱኒ
ጸሚኤኩም ደቀይ ንዑ ቅረቡኒ
ካብታ መስቀል ንታሕቲ አንተጠመትኩ
ኣደይን ዝፈትዎን ረድኣየይን ረአኹ
ዘኽታማት ክገድፎም ስለ ዘይደሌኹ
ኣደን ወድን ኩኑ ኢለ ተማሕጸንኩ
እንሆ ወድኺ ውሰድዮ
እንሀት ኣዴኻ ውሰዳ
ሐራይ ወደየ ኣይጠልምን አየ
ሐራይ ጎይታየ ኣይጠልምን አየ
ንሞት ፈሪዶም ከሰናብቱኒ
ብእሾኽን ተኾርባን ከሳቅዩኒ
ኣብ ከርፋሕ መሬት ክጓትቱኒ
ጸሚኤኩም ደቀይ ንዑ ቅረቡኒ
አቲ ብትንቢታ ሄዋን ዝተጠልመ
ብሕራይ ኣደየ ዝተፈለመ
ካብ ሽዑ ንደሓር ሓደ ቤቶም ኮነ
ብስራት ትንሳኤ ኣብኡ ተዓለለ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሓደራ ንሓወይ
Hadera Nhawey
Verse
ንሞት ፈሪዶም ከሰናብቱኒ
ብእሾኽን ተኾርባን ከሳቅዩኒ
ኣብ ከርፋሕ መሬት ክጓትቱኒ
ጸሚኤኩም ደቀይ ንዑ ቅረቡኒ
Verse
ካብታ መስቀል ንታሕቲ አንተጠመትኩ
ኣደይን ዝፈትዎን ረድኣየይን ረአኹ
ዘኽታማት ክገድፎም ስለ ዘይደሌኹ
ኣደን ወድን ኩኑ ኢለ ተማሕጸንኩ
Chorus
እንሆ ወድኺ ውሰድዮ
እንሀት ኣዴኻ ውሰዳ
ሐራይ ወደየ ኣይጠልምን አየ
ሐራይ ጎይታየ ኣይጠልምን አየ
Verse
ንሞት ፈሪዶም ከሰናብቱኒ
ብእሾኽን ተኾርባን ከሳቅዩኒ
ኣብ ከርፋሕ መሬት ክጓትቱኒ
ጸሚኤኩም ደቀይ ንዑ ቅረቡኒ
Verse
አቲ ብትንቢታ ሄዋን ዝተጠልመ
ብሕራይ ኣደየ ዝተፈለመ
ካብ ሽዑ ንደሓር ሓደ ቤቶም ኮነ
ብስራት ትንሳኤ ኣብኡ ተዓለለ

