ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
Lyrics
ኦ ዕቅብቲ ኣደ ጸጋ ዝመላእኪ
ፍትውቲ ህያብ ኢኺ ንዓና ህዝብኺ
ደሊኻ ኣይርከብን ዝመስል ንዓኺ
ሃስሰ ኢልኻ ኣይርከብን ዝመስል ንዓኺ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቕርቲ እወ ምስ ወዳ
ብርህቲ ኪዳን ሉል ኢኺ
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝያዳ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቅርቲ ምስ ወዳ ካብ ኩለን ዝያዳ (2)
ፈለግ ሰላም ዝኾንኪ ሉል ተስፋ ናይ ዓለም
ሕያወይቲ ዝኾንኪ ኦ ቅድስቲ ማርያም
ሓልውና ኢኺ ንዓና ንዘልኣለም
ለምንልና ኢኺ ንዓና ንዘልኣለም
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቕርቲ እወ ምስ ወዳ
ብርህቲ ኪዳን ሉል ኢኺ
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝያዳ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቅርቲ ምስ ወዳ ካብ ኩለን ዝያዳ (2)
ወሓዚት ምሕረት'ያ ፍትውቲ ብሕዝባ
ኪዳን ዝፈጸመትሉ ብቐለቤት ንብዓታ
ውዕሉኣ ኣሕዲሳ ትነብር ጸቢቓ
ኪዳና ኣሕዲሳ ትነብር ደሚቓ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቕርቲ እወ ምስ ወዳ
ብርህቲ ኪዳን ሉል ኢኺ
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝያዳ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቅርቲ ምስ ወዳ ካብ ኩለን ዝያዳ (2)
ንግስቲ ኣደ ኪዳን ብርሃን ዝለበስኪ
ዕውቲ ኣዴና ኢኺ ንስኺ'ወ ንስኺ
ንዒ ሎሚ ምሳና ኪዳንኪ ኣሕድሲ
ኣብቲ ቤትና እውን ጸጋ ከተፍስሲ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቕርቲ እወ ምስ ወዳ
ብርህቲ ኪዳን ሉል ኢኺ
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝያዳ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቅርቲ ምስ ወዳ ካብ ኩለን ዝያዳ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
Rhrhti Ade Mhret
VERSE 1
ኦ ዕቅብቲ ኣደ ጸጋ ዝመላእኪ
ፍትውቲ ህያብ ኢኺ ንዓና ህዝብኺ
ደሊኻ ኣይርከብን ዝመስል ንዓኺ
ሃስሰ ኢልኻ ኣይርከብን ዝመስል ንዓኺ
CHORUS
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቕርቲ እወ ምስ ወዳ
ብርህቲ ኪዳን ሉል ኢኺ
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝያዳ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቅርቲ ምስ ወዳ ካብ ኩለን ዝያዳ (2)
VERSE 2
ፈለግ ሰላም ዝኾንኪ ሉል ተስፋ ናይ ዓለም
ሕያወይቲ ዝኾንኪ ኦ ቅድስቲ ማርያም
ሓልውና ኢኺ ንዓና ንዘልኣለም
ለምንልና ኢኺ ንዓና ንዘልኣለም
CHORUS
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቕርቲ እወ ምስ ወዳ
ብርህቲ ኪዳን ሉል ኢኺ
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝያዳ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቅርቲ ምስ ወዳ ካብ ኩለን ዝያዳ (2)
VERSE 3
ወሓዚት ምሕረት'ያ ፍትውቲ ብሕዝባ
ኪዳን ዝፈጸመትሉ ብቐለቤት ንብዓታ
ውዕሉኣ ኣሕዲሳ ትነብር ጸቢቓ
ኪዳና ኣሕዲሳ ትነብር ደሚቓ
CHORUS
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቕርቲ እወ ምስ ወዳ
ብርህቲ ኪዳን ሉል ኢኺ
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝያዳ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቅርቲ ምስ ወዳ ካብ ኩለን ዝያዳ (2)
VERSE 4
ንግስቲ ኣደ ኪዳን ብርሃን ዝለበስኪ
ዕውቲ ኣዴና ኢኺ ንስኺ'ወ ንስኺ
ንዒ ሎሚ ምሳና ኪዳንኪ ኣሕድሲ
ኣብቲ ቤትና እውን ጸጋ ከተፍስሲ
CHORUS
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቕርቲ እወ ምስ ወዳ
ብርህቲ ኪዳን ሉል ኢኺ
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝያዳ
ርሕርሕቲ ኣደ ምሕረት
ፍቅርቲ ምስ ወዳ ካብ ኩለን ዝያዳ (2)

