ሰመያዊ መግቢ
Lyrics
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ሰመያዊ ሂወት ብሓቂ ቀላቢ
መንፈሳዊ መንገዲ ብልቢ ወሃቢ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ስግኡ ብሓቂ ናትና መግቢ’ዩ
ደሙ ብሓቂ እወ መስተና’ዩ
ዘልኣለማዊ ሂወት ዘልብሰና’ዩ ሞ
ፍትሒ ክህበና’ዩ ሃየ ንቀበሎ
ፍትሒ ክህበና’ዩ ሃየ ንቀበሎ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ሰመያዊ ሂወት ብሓቂ ቀላቢ
መንፈሳዊ መንገዲ ብልቢ ወሃቢ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ክንገር ዘይከኣል ግርማን ሃብትን
ንደቁ ዝሃበ ሓይልን ብርሃንን
ብዘይብኡ ትርጉም ሰናይ ነገር የለን
ንዕኡ ንልበስ ወረስቲ ክንከውን
ንዕኡ ንልበስ ወረስቲ ክንከውን
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ሰመያዊ ሂወት ብሓቂ ቀላቢ
መንፈሳዊ መንገዲ ብልቢ ወሃቢ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
እቲ ዝዓበየ ተኣምራት ጎይታና
ስጋኡ ንደሙን ኢዩ ዘወፈየልና
ፍቕሪ ናይ ኢየሱስ ምስጢር ዝገለጸልና
ሰመያዊ መግቢ እቲ ኡነተኛ
ሰመያዊ መግቢ እቲ ኡነተኛ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ሰመያዊ ሂወት ብሓቂ ቀላቢ
መንፈሳዊ መንገዲ ብልቢ ወሃቢ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሰመያዊ መግቢ
Semeyawi Megbi
CHORUS
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ሰመያዊ ሂወት ብሓቂ ቀላቢ
መንፈሳዊ መንገዲ ብልቢ ወሃቢ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
VERSE 1
ስግኡ ብሓቂ ናትና መግቢ’ዩ
ደሙ ብሓቂ እወ መስተና’ዩ
ዘልኣለማዊ ሂወት ዘልብሰና’ዩ ሞ
ፍትሒ ክህበና’ዩ ሃየ ንቀበሎ
ፍትሒ ክህበና’ዩ ሃየ ንቀበሎ
CHORUS
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ሰመያዊ ሂወት ብሓቂ ቀላቢ
መንፈሳዊ መንገዲ ብልቢ ወሃቢ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
VERSE 2
ክንገር ዘይከኣል ግርማን ሃብትን
ንደቁ ዝሃበ ሓይልን ብርሃንን
ብዘይብኡ ትርጉም ሰናይ ነገር የለን
ንዕኡ ንልበስ ወረስቲ ክንከውን
ንዕኡ ንልበስ ወረስቲ ክንከውን
CHORUS
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ሰመያዊ ሂወት ብሓቂ ቀላቢ
መንፈሳዊ መንገዲ ብልቢ ወሃቢ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
VERSE 3
እቲ ዝዓበየ ተኣምራት ጎይታና
ስጋኡ ንደሙን ኢዩ ዘወፈየልና
ፍቕሪ ናይ ኢየሱስ ምስጢር ዝገለጸልና
ሰመያዊ መግቢ እቲ ኡነተኛ
ሰመያዊ መግቢ እቲ ኡነተኛ
CHORUS
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ
ሰመያዊ ሂወት ብሓቂ ቀላቢ
መንፈሳዊ መንገዲ ብልቢ ወሃቢ
ሰመያዊ መግቢ ኡነተኛ መግቢ

