ኣደ ብርሃን
Lyrics
ኦ ውድስቲ ድንግል ኣደ ብርሃን ኣዴና
ብርሃን ከተብርህልና ንልምን ኣሎና
ጩራ ሰላም ኣውርድልና ኣብ መላእ ዓለምና
ኮኾብ ሰማይ ናባኺ ንጥምት ኣሎና
ጽላቱ ንሙሴ በትሩ ኢኺ ንኣሮን ጎይቢ ናይ ሳሙኤል
ማርያም ኢኺ ማህደር ናይቲ ልዑል
ጽላቱ ንሙሴ በትሩ ኢኺ ንኣሮን ጎይቢ ናይ ሳሙኤል
ማርያም ኢኺ ማህደር ናይቲ ልዑል
ርሕራሔን ምሕረትን እዩ ኪዳንኪ
ከም ሃልሃልታ ፍቕሪ እዩ ልብኺ
ርሕራሔን ምሕረትን ኣስንቅና ኢኺ
ርሕራሔን ምሕረትን ኣስንቅና ኢኺ
ጩራ ናይ ጸጋኺ ናይ ሂወት መኣዲ
ተስፋ ሂወት ንዘልኣለም ምሳኺ መንገዲ
እኖ ጎይታ ዓለም ባና ውን ንነብስና
ንዓኺ ሒዝና ማርያመይ ንሕበን ኣሎና
ጽላቱ ንሙሴ በትሩ ኢኺ ንኣሮን ጎይቢ ናይ ሳሙኤል
ማርያም ኢኺ ማህደር ናይቲ ልዑል
ጽላቱ ንሙሴ በትሩ ኢኺ ንኣሮን ጎይቢ ናይ ሳሙኤል
ማርያም ኢኺ ማህደር ናይቲ ልዑል
ርሕራሔን ምሕረትን እዩ ኪዳንኪ
ከም ናይ ሰማይ ብርሃን ኢዩ ክብርኺ
ርሕራሔን ምሕረትን ኣልብስና ኢኺ
ርሕራሔን ምሕረትን ኣልብስና ኢኺ
ሓንቲ ዓባይ እምነት እያ ማርያም ኣዴና
ቀላሲት ቤትና'ያ መርሃዊት ሽግርና
ኣብ ልዕሊ ኩላትና ኦም ሂወት ኣፍሊሳ
ብኽብሪ እያ ናብ ሰማይ ፈሊሳ
ርህራሄን ምሕረትን እዩ ኪዳንኪ
ከም ናይ ሰማይ ብርሃን እዩ ክብርኺ
ኣደ ኣደ ብርሃን ኣደ ብርሃን ኢኺ
ኣደ ኣደ ብርሃን ኣደ ብርሃን ኢኺ
ኣደ ኣደ ብርሃን ኣደ ብርሃን ኢኺ
ኣደ ኣደ ብርሃን ኣደ ብርሃን ኢኺ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኣደ ብርሃን
Ade Brhan
VERSE 1
ኦ ውድስቲ ድንግል ኣደ ብርሃን ኣዴና
ብርሃን ከተብርህልና ንልምን ኣሎና
ጩራ ሰላም ኣውርድልና ኣብ መላእ ዓለምና
ኮኾብ ሰማይ ናባኺ ንጥምት ኣሎና
PRE-CHORUS
ጽላቱ ንሙሴ በትሩ ኢኺ ንኣሮን ጎይቢ ናይ ሳሙኤል
ማርያም ኢኺ ማህደር ናይቲ ልዑል
ጽላቱ ንሙሴ በትሩ ኢኺ ንኣሮን ጎይቢ ናይ ሳሙኤል
ማርያም ኢኺ ማህደር ናይቲ ልዑል
CHORUS
ርሕራሔን ምሕረትን እዩ ኪዳንኪ
ከም ሃልሃልታ ፍቕሪ እዩ ልብኺ
ርሕራሔን ምሕረትን ኣስንቅና ኢኺ
ርሕራሔን ምሕረትን ኣስንቅና ኢኺ
VERSE 2
ጩራ ናይ ጸጋኺ ናይ ሂወት መኣዲ
ተስፋ ሂወት ንዘልኣለም ምሳኺ መንገዲ
እኖ ጎይታ ዓለም ባና ውን ንነብስና
ንዓኺ ሒዝና ማርያመይ ንሕበን ኣሎና
PRE-CHORUS
ጽላቱ ንሙሴ በትሩ ኢኺ ንኣሮን ጎይቢ ናይ ሳሙኤል
ማርያም ኢኺ ማህደር ናይቲ ልዑል
ጽላቱ ንሙሴ በትሩ ኢኺ ንኣሮን ጎይቢ ናይ ሳሙኤል
ማርያም ኢኺ ማህደር ናይቲ ልዑል
CHORUS
ርሕራሔን ምሕረትን እዩ ኪዳንኪ
ከም ናይ ሰማይ ብርሃን ኢዩ ክብርኺ
ርሕራሔን ምሕረትን ኣልብስና ኢኺ
ርሕራሔን ምሕረትን ኣልብስና ኢኺ
VERSE 3
ሓንቲ ዓባይ እምነት እያ ማርያም ኣዴና
ቀላሲት ቤትና'ያ መርሃዊት ሽግርና
ኣብ ልዕሊ ኩላትና ኦም ሂወት ኣፍሊሳ
ብኽብሪ እያ ናብ ሰማይ ፈሊሳ
CHORUS
ርህራሄን ምሕረትን እዩ ኪዳንኪ
ከም ናይ ሰማይ ብርሃን እዩ ክብርኺ
ኣደ ኣደ ብርሃን ኣደ ብርሃን ኢኺ
ኣደ ኣደ ብርሃን ኣደ ብርሃን ኢኺ
ኣደ ኣደ ብርሃን ኣደ ብርሃን ኢኺ
ኣደ ኣደ ብርሃን ኣደ ብርሃን ኢኺ

