ጣዕሳ በደለይ
Lyrics
ደሃይካ ከይሰሞዕ ጸመምኩ
ብርሃንካ ከይርኢውን ዓወርኩ
ኣይትፈለየኒ ይጥዓስ ኣለኩ
ደጊም ውሉድካ ምኳን መሪጸ ኣለኩ (2)
ዘይወጽእ ጣዕሳ ጣዕሳ በደለይ
ሕደገለይ ሕማቅ ኣመለይ /2/
ሓሳብካ ይመልእ ሃሌሉያ ጎይታ
ሓሳብካ ይመልእ ኣሎ ኦ ጎይታ /2/
ኦ ጎይታ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ብምልኣት ልቢ ክመላለስ ቤትካ
ኦ ጎይታይ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ንውሉድ ወለዶ ክወርስ ርስትካ
መሲሉኒ ይጋገ ነበርኩ
ንክልተ ነገራት ተገዛእኩ
ኣብ ሓይልታት ጸልማት ውን ሰገድኩ
ኣይትፈለይኒ ይጠዓስ ኣለኩ (2)
ዘይወጽእ ጣዕሳ ጣዕሳ በደለይ
ሕደገለይ ሕማቅ ኣመለይ /2/
ሓሳብካ ይመልእ ሃሌሉያ ጎይታ
ሓሳብካ ይመልእ ኣሎ ኦ ጎይታ /2/
ኦ ጎይታ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ብምልኣት ልቢ ክመላለስ ቤትካ
ኦ ጎይታይ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ንውሉድ ወለዶ ክወርስ ርስትካ
ብጸጋካ ክስንጠቅ ልቤይ
ብፍቅርካ ክቃጸል ኣካለይ
ስቃይካ ክከውን ስቃየይ
ጀሚረዮ ኣለኩ ጸዋዕታ ሂወተይ (2)
ዘይወጽእ ጣዕሳ ጣዕሳ በደለይ
ሕደገለይ ሕማቅ ኣመለይ /2/
ሓሳብካ ይመልእ ሃሌሉያ ጎይታ
ሓሳብካ ይመልእ ኣሎ ኦ ጎይታ /2/
ኦ ጎይታ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ብምልኣት ልቢ ክመላለስ ቤትካ
ኦ ጎይታይ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ንውሉድ ወለዶ ክወርስ ርስትካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጣዕሳ በደለይ
Taesa Bedeley
VERSE 1
ደሃይካ ከይሰሞዕ ጸመምኩ
ብርሃንካ ከይርኢውን ዓወርኩ
ኣይትፈለየኒ ይጥዓስ ኣለኩ
ደጊም ውሉድካ ምኳን መሪጸ ኣለኩ (2)
CHORUS
ዘይወጽእ ጣዕሳ ጣዕሳ በደለይ
ሕደገለይ ሕማቅ ኣመለይ /2/
ሓሳብካ ይመልእ ሃሌሉያ ጎይታ
ሓሳብካ ይመልእ ኣሎ ኦ ጎይታ /2/
ኦ ጎይታ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ብምልኣት ልቢ ክመላለስ ቤትካ
ኦ ጎይታይ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ንውሉድ ወለዶ ክወርስ ርስትካ
VERSE 2
መሲሉኒ ይጋገ ነበርኩ
ንክልተ ነገራት ተገዛእኩ
ኣብ ሓይልታት ጸልማት ውን ሰገድኩ
ኣይትፈለይኒ ይጠዓስ ኣለኩ (2)
CHORUS
ዘይወጽእ ጣዕሳ ጣዕሳ በደለይ
ሕደገለይ ሕማቅ ኣመለይ /2/
ሓሳብካ ይመልእ ሃሌሉያ ጎይታ
ሓሳብካ ይመልእ ኣሎ ኦ ጎይታ /2/
ኦ ጎይታ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ብምልኣት ልቢ ክመላለስ ቤትካ
ኦ ጎይታይ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ንውሉድ ወለዶ ክወርስ ርስትካ
VERSE 3
ብጸጋካ ክስንጠቅ ልቤይ
ብፍቅርካ ክቃጸል ኣካለይ
ስቃይካ ክከውን ስቃየይ
ጀሚረዮ ኣለኩ ጸዋዕታ ሂወተይ (2)
CHORUS
ዘይወጽእ ጣዕሳ ጣዕሳ በደለይ
ሕደገለይ ሕማቅ ኣመለይ /2/
ሓሳብካ ይመልእ ሃሌሉያ ጎይታ
ሓሳብካ ይመልእ ኣሎ ኦ ጎይታ /2/
ኦ ጎይታ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ብምልኣት ልቢ ክመላለስ ቤትካ
ኦ ጎይታይ ጸጋካ ኣፍስሰለይ
ንውሉድ ወለዶ ክወርስ ርስትካ