ጣዕሚ ኣለዎ ሞጓሰኻ
Lyrics
ምስ ጸማእኩ ማይ ሕይወት ኣስተኻኒ
ምስ ጠመኹ ቃል ሕይወት መገብካኒ
ጎይታ`የ ንስኻ መንገዲ ሓቂ መራሕካኒ
ብዘይካኻ የለን ኢየሱስ ዕጋበት ዝህበኒ
ተመስገን`የ ዝብል ነዓይ ብምሕራይካ
መን`ዶ ኣሎኒ`ዩ ኢየሱስ ብዘይካኻ
ጥዒምዋ`ሎ ነብሰይ ኣብ ሞጓሴኻ
ኦ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክትነብር ምሳኻ
የዒንተይ ሕማቕ ነበረ`ቲ ኣመለን
ዘይቅቡእ ነበረ ቃላት ልሳነይ
ሕጂ ግን ቃልካ ምስ ተመገብኩ
ናይ ዘመናት ጽምአይ ብኣኻ ረወኹ
ተመስገን`የ ዝብል ነዓይ ብምሕራይካ
መን`ዶ ኣሎኒ`ዩ ኢየሱስ ብዘይካኻ
ጥዒምዋ`ሎ ነብሰይ ኣብ ሞጓሴኻ
ኦ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክትነብር ምሳኻ
ከስተማቅሮ እቲ ሓድሽ ሕይወት
ተመስገን`የ ዝብል ይህበኒ ዕጋበት
ስለ ዘውጻእካኒ ካብ ዓዘቅቲ ሓጥያት
ስለ ዝመራሕካኒ ናብ መንገዲ ድሕነት
ተመስገን`የ ዝብል ነዓይ ብምሕራይካ
መን`ዶ ኣሎኒ`ዩ ኢየሱስ ብዘይካኻ
ጥዒምዋ`ሎ ነብሰይ ኣብ ሞጓሴኻ
ኦ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክትነብር ምሳኻ
ተመስገን ጥራይ`ዩ እቲ ውሬታ ናተይ
ምውዳስ ኮይኑ`ሎ ስራሕ ልሳነይ
እቲ ሰናይ ነገር ትርኢ`ላ ዓይነይ
ተመስግን ኣላ ብግብርታትካ ነብሰይ
ተመስገን`የ ዝብል ነዓይ ብምሕራይካ
መን`ዶ ኣሎኒ`ዩ ኢየሱስ ብዘይካኻ
ጥዒምዋ`ሎ ነብሰይ ኣብ ሞጓሴኻ
ኦ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክትነብር ምሳኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ጣዕሚ ኣለዎ ሞጓሰኻ
Taemi Alewo Mogaseka
VERSE 1
ምስ ጸማእኩ ማይ ሕይወት ኣስተኻኒ
ምስ ጠመኹ ቃል ሕይወት መገብካኒ
ጎይታ`የ ንስኻ መንገዲ ሓቂ መራሕካኒ
ብዘይካኻ የለን ኢየሱስ ዕጋበት ዝህበኒ
CHORUS
ተመስገን`የ ዝብል ነዓይ ብምሕራይካ
መን`ዶ ኣሎኒ`ዩ ኢየሱስ ብዘይካኻ
ጥዒምዋ`ሎ ነብሰይ ኣብ ሞጓሴኻ
ኦ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክትነብር ምሳኻ
VERSE 2
የዒንተይ ሕማቕ ነበረ`ቲ ኣመለን
ዘይቅቡእ ነበረ ቃላት ልሳነይ
ሕጂ ግን ቃልካ ምስ ተመገብኩ
ናይ ዘመናት ጽምአይ ብኣኻ ረወኹ
CHORUS
ተመስገን`የ ዝብል ነዓይ ብምሕራይካ
መን`ዶ ኣሎኒ`ዩ ኢየሱስ ብዘይካኻ
ጥዒምዋ`ሎ ነብሰይ ኣብ ሞጓሴኻ
ኦ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክትነብር ምሳኻ
VERSE 3
ከስተማቅሮ እቲ ሓድሽ ሕይወት
ተመስገን`የ ዝብል ይህበኒ ዕጋበት
ስለ ዘውጻእካኒ ካብ ዓዘቅቲ ሓጥያት
ስለ ዝመራሕካኒ ናብ መንገዲ ድሕነት
CHORUS
ተመስገን`የ ዝብል ነዓይ ብምሕራይካ
መን`ዶ ኣሎኒ`ዩ ኢየሱስ ብዘይካኻ
ጥዒምዋ`ሎ ነብሰይ ኣብ ሞጓሴኻ
ኦ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክትነብር ምሳኻ
VERSE 4
ተመስገን ጥራይ`ዩ እቲ ውሬታ ናተይ
ምውዳስ ኮይኑ`ሎ ስራሕ ልሳነይ
እቲ ሰናይ ነገር ትርኢ`ላ ዓይነይ
ተመስግን ኣላ ብግብርታትካ ነብሰይ
CHORUS
ተመስገን`የ ዝብል ነዓይ ብምሕራይካ
መን`ዶ ኣሎኒ`ዩ ኢየሱስ ብዘይካኻ
ጥዒምዋ`ሎ ነብሰይ ኣብ ሞጓሴኻ
ኦ ሃሌ ሉያ ኣሜን ክትነብር ምሳኻ