ስምካ ይመስገን
Lyrics
የሱሰይ እንታይ ክህበካ
ኣምላኸይ እንታይ ከቅርበልካ
ስለቲ ኩሉ ውዕለትካ እንታይ ውሬታ ክመልሰልካ(2)
ኩሉ ትኽእል ጎይታ ኩሉ ትፈልጥ ኩሉ ትምርምር ጎይታ
ስምካ ይባረኸለይ ስምካ ይመስገን(2)
ንስኻ እሙን ጓሳይ ኢኻ
ከይዓርቅ ትስልመኒ ባዕልኻ
ስለቲ ጉስነትካ እንታይ ውሬታ ክመልሰልካ(2)
ኩሉ ትኽእል ጎይታ ኩሉ ትፈልጥ ኩሉ ትምርምር ጎይታ
ስምካ ይባረኸለይ ስምካ ይመስገን(2)
ብፍቕርኻ ጸግዐይ ትኾነኒ
ብሓልዮትካ ዕርደይ ትኾነኒ
ስለቲ ኩሉ ለውሃትካ እንታይ ሞሳየ ክመልሰልካ(2)
ኩሉ ትኽእል ጎይታ ኩሉ ትፈልጥ ኩሉ ትምርምር ጎይታ
ስምካ ይባረኸለይ ስምካ ይመስገን(2)
ምእንታይ መስቀል ዝወዓልካ
ምእንታይ ውርደት ተቀበልካ
ምእንታይ ደምካ ዘፍሰስካ እንታይ ውሬታ ክመልሰልካ(2)
ኩሉ ትኽእል ጎይታ ኩሉ ትፈልጥ ኩሉ ትምርምር ጎይታ
ስምካ ይባረኸለይ ስምካ ይመስገን(2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ስምካ ይመስገን
Smka ymesgen
VERSE 5
የሱሰይ እንታይ ክህበካ
ኣምላኸይ እንታይ ከቅርበልካ
ስለቲ ኩሉ ውዕለትካ እንታይ ውሬታ ክመልሰልካ(2)
CHORUS
ኩሉ ትኽእል ጎይታ ኩሉ ትፈልጥ ኩሉ ትምርምር ጎይታ
ስምካ ይባረኸለይ ስምካ ይመስገን(2)
ንስኻ እሙን ጓሳይ ኢኻ
ከይዓርቅ ትስልመኒ ባዕልኻ
ስለቲ ጉስነትካ እንታይ ውሬታ ክመልሰልካ(2)
VERSE 6
ኩሉ ትኽእል ጎይታ ኩሉ ትፈልጥ ኩሉ ትምርምር ጎይታ
ስምካ ይባረኸለይ ስምካ ይመስገን(2)
ብፍቕርኻ ጸግዐይ ትኾነኒ
ብሓልዮትካ ዕርደይ ትኾነኒ
ስለቲ ኩሉ ለውሃትካ እንታይ ሞሳየ ክመልሰልካ(2)
CHORUS
ኩሉ ትኽእል ጎይታ ኩሉ ትፈልጥ ኩሉ ትምርምር ጎይታ
ስምካ ይባረኸለይ ስምካ ይመስገን(2)
VERSE 4
ምእንታይ መስቀል ዝወዓልካ
ምእንታይ ውርደት ተቀበልካ
ምእንታይ ደምካ ዘፍሰስካ እንታይ ውሬታ ክመልሰልካ(2)
CHORUS
ኩሉ ትኽእል ጎይታ ኩሉ ትፈልጥ ኩሉ ትምርምር ጎይታ
ስምካ ይባረኸለይ ስምካ ይመስገን(2)