ስምዓና
Lyrics
ኣታ ኣብ ልዕሊ ኩሩቤል እትቅመጥ፡
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ኦኣብ ቅድሚ ነገስታት በሪህካ ትግለጽ
ሓይልኻ ኣርእየና (2) ንምድሓና ውን ንዓ
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ስማዕ ስማዕ ቃልና
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ጸሎት ናይ ህዝብኻ
ኦ እግዚኣብሔር ክሳብ ምዓስ ትጽበ፡
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ጾሎት ህዝብኻ ዘይትሰምዕ
ኦ ኣምልክና (2) ጸሎትና ስምዓና
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ስማዕ ስማዕ ቃልና
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ጸሎት ናይ ህዝብኻ
ኦ መካር ቁሊሕ በል ናባና፡
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ከነገልግለካ ጸጋኻ ሃበና
ክንድሕን ድማ (2) መንፈስካ ኣብዝሓልና
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ስማዕ ስማዕ ቃልና
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ጸሎት ናይ ህዝብኻ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ስምዓና
Smana
VERSE 1
ኣታ ኣብ ልዕሊ ኩሩቤል እትቅመጥ፡
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ኦኣብ ቅድሚ ነገስታት በሪህካ ትግለጽ
ሓይልኻ ኣርእየና (2) ንምድሓና ውን ንዓ
CHORUS
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ስማዕ ስማዕ ቃልና
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ጸሎት ናይ ህዝብኻ
VERSE 2
ኦ እግዚኣብሔር ክሳብ ምዓስ ትጽበ፡
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ጾሎት ህዝብኻ ዘይትሰምዕ
ኦ ኣምልክና (2) ጸሎትና ስምዓና
CHORUS
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ስማዕ ስማዕ ቃልና
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ጸሎት ናይ ህዝብኻ
VERSE 3
ኦ መካር ቁሊሕ በል ናባና፡
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ከነገልግለካ ጸጋኻ ሃበና
ክንድሕን ድማ (2) መንፈስካ ኣብዝሓልና
CHORUS
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ስማዕ ስማዕ ቃልና
ስማዕ ስማዕ ጎይታ
ጸሎት ናይ ህዝብኻ

