ስለይ ኢልካ
Lyrics
ስለይ ኢልካ መስቀል ተሸኪምካ
እቲ ኩሉ መግረፍቲ ኣብ ዝባንካ ተቀቢልካ
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ እምበር
ኣይኮንካን በደል ፈጺምካ /2/
በጃይ/3/ ሓሊፍካ /2/
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ ኢየሱስ
ንስኻ ስለይ ሓሊፍካ
ኣብ መስቀል ተሰቂልካ ደም እናረሃጽካ
ኤሎሄ እናበልካ ኣኽሊል ተቀቢልካ
ንነብሰይ ከተድሕና ኢልካ እምበር
ኣይኮነን ንሱ ስልማትካ /2/
በጃይ/3/ ሓሊፍካ /2/
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ ኢየሱስ
ንስኻ ስለይ ሓሊፍካ
ካብ ሙታን ተንሲእካ ኣብ የማን ኣቦ ተቀሚጥካ
ኣነ ንኽጸንዕ መንፈስካ ልኢኻ
ፍርሃተይ ከተሕድስ ኢልካ
ንስኻ ምሳይ ኣለኻ /2/
በጃይ/3/ ሓሊፍካ /2/
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ ኢየሱስ
ንስኻ ስለይ ሓሊፍካ
እዚ ኩሉ ጌርካለይ እንታይ ክመልሰልካ
ተመስገን እናበልኩ ወትሩ የምልኽካ
ተመስገን እናበልኩ ጎይታይ ኢየሱስ
ይሰግድ ኣነ ዉልድካ /2/
በጃይ/3/ ሓሊፍካ /2/
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ ኢየሱስ
ንስኻ ስለይ ሓሊፍካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ስለይ ኢልካ
Sley Ilka
VERSE 1
ስለይ ኢልካ መስቀል ተሸኪምካ
እቲ ኩሉ መግረፍቲ ኣብ ዝባንካ ተቀቢልካ
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ እምበር
ኣይኮንካን በደል ፈጺምካ /2/
CHORUS
በጃይ/3/ ሓሊፍካ /2/
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ ኢየሱስ
ንስኻ ስለይ ሓሊፍካ
VERSE 2
ኣብ መስቀል ተሰቂልካ ደም እናረሃጽካ
ኤሎሄ እናበልካ ኣኽሊል ተቀቢልካ
ንነብሰይ ከተድሕና ኢልካ እምበር
ኣይኮነን ንሱ ስልማትካ /2/
CHORUS
በጃይ/3/ ሓሊፍካ /2/
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ ኢየሱስ
ንስኻ ስለይ ሓሊፍካ
VERSE 3
ካብ ሙታን ተንሲእካ ኣብ የማን ኣቦ ተቀሚጥካ
ኣነ ንኽጸንዕ መንፈስካ ልኢኻ
ፍርሃተይ ከተሕድስ ኢልካ
ንስኻ ምሳይ ኣለኻ /2/
CHORUS
በጃይ/3/ ሓሊፍካ /2/
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ ኢየሱስ
ንስኻ ስለይ ሓሊፍካ
VERSE 4
እዚ ኩሉ ጌርካለይ እንታይ ክመልሰልካ
ተመስገን እናበልኩ ወትሩ የምልኽካ
ተመስገን እናበልኩ ጎይታይ ኢየሱስ
ይሰግድ ኣነ ዉልድካ /2/
CHORUS
በጃይ/3/ ሓሊፍካ /2/
ሂወተይ ከተድሕና ኢልካ ኢየሱስ
ንስኻ ስለይ ሓሊፍካ