ስጋኻን ደምካ ወፊካለይ
Lyrics
ስጋኻን ደምካን ወፊኻለይ
ንኽበልዖን ንኽሰትዩን
ዓጽምኻን ስጋኻን ከስኪስካለይ
ንኸድሕን ንኸነጽሕ
ኣሜን(3) ሃሌሉያ ኣሜን
ኣሜን(3) ተዓዊተ ኣሜን
ጥፍጣፍን ርሃጽን ገጽካ መልአ
ንኽነጽሕ ንኽነጽሕ
ስጋኻን ደምካን ተበጊበ
ንድሕነተይ ንድሕነተይ
ኣሜን(3) ሃሌሉያ ኣሜን
ኣሜን(3) ተዓዊተ ኣሜን
ስሙር ዓጽምኻ ተኸቢበ
ካብ ጸላእተይ ውን ድሒነ
ኣብ ትሕቲ ኣኽናፍካ ውን ኣጽሊለ
ብፍቕርካ ውን ማሚቝ
ኣሜን(3) ሃሌሉያ ኣሜን
ኣሜን(3) ተዓዊተ ኣሜን
ኣብ ዛራ ማይ ፍቕርካ ኣንሳፊፈ
ኣብ ኣእዳውካ ተሓቍፈ
ስጋኻን ደምካን ተመጊበ
ባህ ኢሉኒ ውን ዓጊበ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ስጋኻን ደምካ ወፊካለይ
Sgakan demkan wefikaley
VERSE 1
ስጋኻን ደምካን ወፊኻለይ
ንኽበልዖን ንኽሰትዩን
ዓጽምኻን ስጋኻን ከስኪስካለይ
ንኸድሕን ንኸነጽሕ
CHORUS
ኣሜን(3) ሃሌሉያ ኣሜን
ኣሜን(3) ተዓዊተ ኣሜን
VERSE 2
ጥፍጣፍን ርሃጽን ገጽካ መልአ
ንኽነጽሕ ንኽነጽሕ
ስጋኻን ደምካን ተበጊበ
ንድሕነተይ ንድሕነተይ
CHORUS
ኣሜን(3) ሃሌሉያ ኣሜን
ኣሜን(3) ተዓዊተ ኣሜን
VERSE 3
ስሙር ዓጽምኻ ተኸቢበ
ካብ ጸላእተይ ውን ድሒነ
ኣብ ትሕቲ ኣኽናፍካ ውን ኣጽሊለ
ብፍቕርካ ውን ማሚቝ
CHORUS
ኣሜን(3) ሃሌሉያ ኣሜን
ኣሜን(3) ተዓዊተ ኣሜን
VERSE 4
ኣብ ዛራ ማይ ፍቕርካ ኣንሳፊፈ
ኣብ ኣእዳውካ ተሓቍፈ
ስጋኻን ደምካን ተመጊበ
ባህ ኢሉኒ ውን ዓጊበ