ሰማያዊት ቤትና
Lyrics
ብእምነት የማዕዱ ኣለኹ
ናብ`ታ ሰማያዊት ናይ ዘልኣለም ቤተይ
ኢየሱስ ዝሃበኒ ዝኾነት ክፍሊ ርስተይ
ብኢድ ሰብ ዘይተገብረት ሰማያዊት ድንኳነይ
ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኢየሱስ ክንርእዮ ኢና
ወጺእና ኣብ ሰማያት ክንቅበሎ ኢና
ክወስደና ኢዩ ቤቱ ከውርሰና
ናይ ሰዓርቲ ኣኽሊል ዓስብና ክህበና
ናብ`ታ ሃገር ሰላም ናብ`ታ ሃገር ብርሃን
ካብ መዋቲ ስጋ ካብ ሓላፊት ዓለም
ካብ ድኻም ካብ ጻዕሪ ካብ ሓሳረ ጭንቂ
ከምልጥ`ዩ ሃረርታይ ናብ ናይ ዘልኣለም ክብሪ
ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኢየሱስ ክንርእዮ ኢና
ወጺእና ኣብ ሰማያት ክንቅበሎ ኢና
ክወስደና ኢዩ ቤቱ ከውርሰና
ናይ ሰዓርቲ ኣኽሊል ዓስብና ክህበና
እቲ ዕርቡን መንፈስ ቅዱስ ዝሃበኒ
ሰማያዊ ሃብቲ ምስ ክብሩ ኣውሪሱኒ
ንሞተይ ብህይወት ምእንቲ ክልውጦ
ምድራዊ ሰብነተይ ካባይ ክቕንጥጦ
ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኢየሱስ ክንርእዮ ኢና
ወጺእና ኣብ ሰማያት ክንቅበሎ ኢና
ክወስደና ኢዩ ቤቱ ከውርሰና
ናይ ሰዓርቲ ኣኽሊል ዓስብና ክህበና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሰማያዊት ቤትና
Semayawi bietna
VERSE 1
ብእምነት የማዕዱ ኣለኹ
ናብ`ታ ሰማያዊት ናይ ዘልኣለም ቤተይ
ኢየሱስ ዝሃበኒ ዝኾነት ክፍሊ ርስተይ
ብኢድ ሰብ ዘይተገብረት ሰማያዊት ድንኳነይ
CHORUS
ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኢየሱስ ክንርእዮ ኢና
ወጺእና ኣብ ሰማያት ክንቅበሎ ኢና
ክወስደና ኢዩ ቤቱ ከውርሰና
ናይ ሰዓርቲ ኣኽሊል ዓስብና ክህበና
VERSE 2
ናብ`ታ ሃገር ሰላም ናብ`ታ ሃገር ብርሃን
ካብ መዋቲ ስጋ ካብ ሓላፊት ዓለም
ካብ ድኻም ካብ ጻዕሪ ካብ ሓሳረ ጭንቂ
ከምልጥ`ዩ ሃረርታይ ናብ ናይ ዘልኣለም ክብሪ
CHORUS
ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኢየሱስ ክንርእዮ ኢና
ወጺእና ኣብ ሰማያት ክንቅበሎ ኢና
ክወስደና ኢዩ ቤቱ ከውርሰና
ናይ ሰዓርቲ ኣኽሊል ዓስብና ክህበና
VERSE 3
እቲ ዕርቡን መንፈስ ቅዱስ ዝሃበኒ
ሰማያዊ ሃብቲ ምስ ክብሩ ኣውሪሱኒ
ንሞተይ ብህይወት ምእንቲ ክልውጦ
ምድራዊ ሰብነተይ ካባይ ክቕንጥጦ
CHORUS
ድሕሪ ሓጺር ግዜ ኢየሱስ ክንርእዮ ኢና
ወጺእና ኣብ ሰማያት ክንቅበሎ ኢና
ክወስደና ኢዩ ቤቱ ከውርሰና
ናይ ሰዓርቲ ኣኽሊል ዓስብና ክህበና