ሰላመይ መሊኡለይ
Lyrics
ብኩነታት ዘይልውውጥ ሰላም ሂቡኒ እንከሎ
ንምንታይ እየ ደኣ ዝተጨነቅኩ (2)
ሎምስ ሰላመይ መሊኡለይ
ተመስገን ኣምላኸይ
ተባረኽ ኢየሱሰይ (2)
ኣብ ኢደይ ወቂተኪ ንስኺ ናተይ ኢኺ
ኢሉኒ እንከሎ ንምንታይ እየ ደኣ ዝተጨነቅኩ (2)
ኣብ ኢደይ ወቂጠካ ንስኻ ናተይ ኢኻ
ኢሉኒ እንከሎ ንምንታይ እየ ደኣ ዝተሸገርኩ (2)
ሎምስ ሰላመይ መሊኡለይ
ተመስገን ኣምላኸይ
ተባረኽ ኢየሱሰይ (2)
እረ እንታይ ዝህበካ
ክንድዚ ፍቅሪ ትልግሰለይ (3)
መሓሪ ሙኻንካ እወ ምሕረትካስ
ከም በረድ ከም ዘጻዕዱ ፈሊጠ
ወግሐ ጸብሐ እምነተይ ናባኻ
ኣይክጉድልን'የ እየ ኣምላኸይ (3)
ሎምስ ሰላመይ መሊኡለይ
ተመስገን ኣምላኸይ
ተባረኽ ኢየሱሰይ (2)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሰላመይ መሊኡለይ
Selamey meliuley
VERSE 1
ብኩነታት ዘይልውውጥ ሰላም ሂቡኒ እንከሎ
ንምንታይ እየ ደኣ ዝተጨነቅኩ (2)
CHORUS
ሎምስ ሰላመይ መሊኡለይ
ተመስገን ኣምላኸይ
ተባረኽ ኢየሱሰይ (2)
VERSE 2
ኣብ ኢደይ ወቂተኪ ንስኺ ናተይ ኢኺ
ኢሉኒ እንከሎ ንምንታይ እየ ደኣ ዝተጨነቅኩ (2)
ኣብ ኢደይ ወቂጠካ ንስኻ ናተይ ኢኻ
ኢሉኒ እንከሎ ንምንታይ እየ ደኣ ዝተሸገርኩ (2)
CHORUS
ሎምስ ሰላመይ መሊኡለይ
ተመስገን ኣምላኸይ
ተባረኽ ኢየሱሰይ (2)
VERSE 3
እረ እንታይ ዝህበካ
ክንድዚ ፍቅሪ ትልግሰለይ (3)
መሓሪ ሙኻንካ እወ ምሕረትካስ
ከም በረድ ከም ዘጻዕዱ ፈሊጠ
ወግሐ ጸብሐ እምነተይ ናባኻ
ኣይክጉድልን'የ እየ ኣምላኸይ (3)
CHORUS
ሎምስ ሰላመይ መሊኡለይ
ተመስገን ኣምላኸይ
ተባረኽ ኢየሱሰይ (2)