ሰላም ረኺበ
Lyrics
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
ብሰብ ዘይረኸብክዎ ሰላመይ
ሕጂ ግን ረኺበዮ ብኣምላኸይ
ደጊም ዝተርፈኒ የብለይን እሞ
ነዚ ብምርካበይ የመስግኖ
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
ዓመታት የሕሊፈ ብጭንቀት
ከም`ኡ ውን ብሕስረት ብውርደት
ጎይታየ መደምደምታ ዝተሳእነሉ
ሕጂ ግን ብኣኻ ተዓዊተሉ
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
ውሉድ ካብ ወልዱን ኣሕዋቱን
ተፈልዩ ኣብ ዝነብረሉ እዋን
መደምደምታ ብኣኻ ተረኺብሉ
ጎይታየ ንዘልኣለም ግበረሉ
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
ብሰብ ዘይረኽብዎ ሰላመይ
ንስኻ ባዕልኻ ህያው ጌርካለይ
ነዚ ዝረኽብክዎ ሰላመይ
ጎይታየ ንዘልኣለም ግበረለይ
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሰላም ረኺበ
Selam Rekibe
CHORUS
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
VERSE 1
ብሰብ ዘይረኸብክዎ ሰላመይ
ሕጂ ግን ረኺበዮ ብኣምላኸይ
ደጊም ዝተርፈኒ የብለይን እሞ
ነዚ ብምርካበይ የመስግኖ
CHORUS
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
VERSE 2
ዓመታት የሕሊፈ ብጭንቀት
ከም`ኡ ውን ብሕስረት ብውርደት
ጎይታየ መደምደምታ ዝተሳእነሉ
ሕጂ ግን ብኣኻ ተዓዊተሉ
CHORUS
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
VERSE 3
ውሉድ ካብ ወልዱን ኣሕዋቱን
ተፈልዩ ኣብ ዝነብረሉ እዋን
መደምደምታ ብኣኻ ተረኺብሉ
ጎይታየ ንዘልኣለም ግበረሉ
CHORUS
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ
VERSE 4
ብሰብ ዘይረኽብዎ ሰላመይ
ንስኻ ባዕልኻ ህያው ጌርካለይ
ነዚ ዝረኽብክዎ ሰላመይ
ጎይታየ ንዘልኣለም ግበረለይ
CHORUS
ካብ ሰብ ዘይተረኽበ ሰላም
ካብ ኣምላኸይ ረኺበዮ /2/
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ ይባርኾ
ሰለ`ቲ ዝገበረለይ ንጎይታ የምልኾ

