ሰላም ንዓኺ
Lyrics
ፍቓዱ ክትመልኢ ሕራይ ዝበልክዮ
ንቓል ርሕሩሕ ኣምላኽ ኣብ ልብኺ ዘሕደርክዮ
ኦ ርሕርሕቲ ኣደ ትሕትና ኣምህርና
እኖና ባሮትካ ክንብል ኣኽእልና።
ሰላም ንዓኺ ኦ ምልእተጸጋ
ኣምላኽ ምሳኺ
ሕይወትናን ታሕጓስናን ተስፋናን ሰላም።
ናባኺ ዝተማሕፀነ ኣይተርፍን ከንቱ
ንዓኺ ዝለመነ ጸጋ ኣውሃቢቱ
ናባኺ ዝቐረበ ኣማላዲቱ
ንዝጸበቦውን ተርሕቢ መንገዱ።
ሰላም ንዓኺ ኦ ምልእተጸጋ
ኣምላኽ ምሳኺ
ሕይወትናን ታሕጓስናን ተስፋናን ሰላም።
ኣብ መርዓ ናይ ቃና ጭንቀቶም ርኢኺ
ወይኒ ተወዲኡ በልክዮ ንወድኺ
ኦ ኣዴና ማርያም ምለስልና ገጽኪ
ኦ ርሕርሕቲ ኣደ ስደዲ ቆላሕታኺ።
ሰላም ንዓኺ ኦ ምልእተጸጋ
ኣምላኽ ምሳኺ
ሕይወትናን ታሕጓስናን ተስፋናን ሰላም።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሰላም ንዓኺ
Selam naki
VERSE 1
ፍቓዱ ክትመልኢ ሕራይ ዝበልክዮ
ንቓል ርሕሩሕ ኣምላኽ ኣብ ልብኺ ዘሕደርክዮ
ኦ ርሕርሕቲ ኣደ ትሕትና ኣምህርና
እኖና ባሮትካ ክንብል ኣኽእልና።
CHORUS
ሰላም ንዓኺ ኦ ምልእተጸጋ
ኣምላኽ ምሳኺ
ሕይወትናን ታሕጓስናን ተስፋናን ሰላም።
VERSE 2
ናባኺ ዝተማሕፀነ ኣይተርፍን ከንቱ
ንዓኺ ዝለመነ ጸጋ ኣውሃቢቱ
ናባኺ ዝቐረበ ኣማላዲቱ
ንዝጸበቦውን ተርሕቢ መንገዱ።
CHORUS
ሰላም ንዓኺ ኦ ምልእተጸጋ
ኣምላኽ ምሳኺ
ሕይወትናን ታሕጓስናን ተስፋናን ሰላም።
VERSE 3
ኣብ መርዓ ናይ ቃና ጭንቀቶም ርኢኺ
ወይኒ ተወዲኡ በልክዮ ንወድኺ
ኦ ኣዴና ማርያም ምለስልና ገጽኪ
ኦ ርሕርሕቲ ኣደ ስደዲ ቆላሕታኺ።
CHORUS
ሰላም ንዓኺ ኦ ምልእተጸጋ
ኣምላኽ ምሳኺ
ሕይወትናን ታሕጓስናን ተስፋናን ሰላም።

