ሰላም ኢየሱስ`ዩ
Lyrics
ሰላም ኢየሱስ`ዩ . .
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ . .
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ . .
ማራናታ
ሰብ እንታይ ትርፉ ስጋ ዝለበሰ
ብሓደ ከማርር ይመጽእ ዝበኣሰ
ብሓደ ከጸሪ ብካልእ ከረስሕ
ህይወቱ ብከምዚ ዕረ ይነዝሕ
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
ሰይጣን ምስ ጀመረ ቤተሰብ ክብትን
ሰብ ኪዳን ከባኣስ ሓዳሮም ከፍርስ
ኪዳኖም ፈሪሱ ቤት ምስ ተዓጽወ
ገበላ ምስ መልአ ብቂም በቀለ
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
ኣብ ውሽጢ ቤተሰብ ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ንሰብ ኪዳን'ዉን ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ንወዲ ኮነ ንጓል ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ንዓና ህይወትና ኢየሱስ ባዕሉ'ዩ
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
ንነገድ ብሄራት ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ኣብ ማእከል ሃገራት ሰላም ንሱ`ዩ
ንሓያላት ሰባት ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ንዓለም ብምልኡ ሰላም ንሱ'ዩ
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
ሓንሳብ ምስ ሰተና ንኸይንጸምእ
ናይ ሽግር ወረ ንከይነምጽእ
ክንወርስ ኢና እቲ ናይ ሰማይ ቤቱ
ክህበና ኢዩ ድማ ካብቲ ርስቱ
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
ሰላም ኢየሱስ`ዩ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሰላም ኢየሱስ`ዩ
Selam Eyesus Eyu
INTRO
ሰላም ኢየሱስ`ዩ . .
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ . .
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ . .
ማራናታ
VERSE 2
ሰብ እንታይ ትርፉ ስጋ ዝለበሰ
ብሓደ ከማርር ይመጽእ ዝበኣሰ
ብሓደ ከጸሪ ብካልእ ከረስሕ
ህይወቱ ብከምዚ ዕረ ይነዝሕ
CHORUS
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
VERSE 3
ሰይጣን ምስ ጀመረ ቤተሰብ ክብትን
ሰብ ኪዳን ከባኣስ ሓዳሮም ከፍርስ
ኪዳኖም ፈሪሱ ቤት ምስ ተዓጽወ
ገበላ ምስ መልአ ብቂም በቀለ
CHORUS
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
VERSE 4
ኣብ ውሽጢ ቤተሰብ ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ንሰብ ኪዳን'ዉን ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ንወዲ ኮነ ንጓል ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ንዓና ህይወትና ኢየሱስ ባዕሉ'ዩ
CHORUS
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
VERSE 5
ንነገድ ብሄራት ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ኣብ ማእከል ሃገራት ሰላም ንሱ`ዩ
ንሓያላት ሰባት ሰላም ኢየሱስ`ዩ
ንዓለም ብምልኡ ሰላም ንሱ'ዩ
CHORUS
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
VERSE 6
ሓንሳብ ምስ ሰተና ንኸይንጸምእ
ናይ ሽግር ወረ ንከይነምጽእ
ክንወርስ ኢና እቲ ናይ ሰማይ ቤቱ
ክህበና ኢዩ ድማ ካብቲ ርስቱ
CHORUS
ሰላም ኢየሱስ`ዩ ሰላም
ፍቕሪ ኢየሱስ'ዩ ፍቕሪ
ዕረፍቲ ኢየሱስ'ዩ ማራናታ
OUTRO
ሰላም ኢየሱስ`ዩ

