ስደት ወላ ሞት
Lyrics
ቅልጽም ትምክሕተይ፡ ናተይ'ውን ዋልታ
ዜጸናንዓኒ፡ መታን ከይርታዕ
ካብ ኣፍ ሞት መንጢሉ፡ መን ድዩ ዜድሓነኒ
ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ፡ መን ይፈልየኒ
ስደት ወላ ሞት፡ ጭንቲ መከራ
እንተ መጸ'ኳ፡ ከቶ ኣይፈርህን
ካብ ኢየሱስይ፡ መን ይፈልየኒ
ኣብ መስቀል ኮይኑ ፍቕሩ ኣርእዩኒ
ካብ ዕንቑ ዝበልጽ፡ ክብሪ ሽልማት
ካብ ኩሎም ዝበልጽ፡ ካብ ኩሎም ኣዝማድ
ካብዚ ጽኑዕ ዓርከይ፡ መን ይፈልየኒ
ብዓብይ ክብሪ፡ ንዓይ ሓርዩኒ
ስደት ወላ ሞት፡ ጭንቲ መከራ
እንተ መጸ'ኳ፡ ከቶ ኣይፈርህን
ካብ ኢየሱስይ፡ መን ይፈልየኒ
ኣብ መስቀል ኮይኑ ፍቕሩ ኣርእዩኒ
ብዙሕ ምቅዋም፡ እንተመጸኒ
ናይ መከራ ግመ፡ እንተ ኸወለኒ
ኣብ ኩሉ መከራይ፡ ዜጸናንዓኒ
ካብ ጎይታ ኢየሱስ፡ መን ይፈልየኒ
ስደት ወላ ሞት፡ ጭንቲ መከራ
እንተ መጸ'ኳ፡ ከቶ ኣይፈርህን
ካብ ኢየሱስይ፡ መን ይፈልየኒ
ኣብ መስቀል ኮይኑ ፍቕሩ ኣርእዩኒ
ሓደስቲ ፍጥረት፡ ምስ መላእኽቲ
ምስኦም ሓቢሮም፡ ነገስታት ምድሪ
ንዕኡ ክኽሕድ፡ እንተ ገደዱኒ
ካብዚ ፍጹም ዓርከይ፡ ከቶ ኣይፈልዩንን
ስደት ወላ ሞት፡ ጭንቲ መከራ
እንተ መጸ'ኳ፡ ከቶ ኣይፈርህን
ካብ ኢየሱስይ፡ መን ይፈልየኒ
ኣብ መስቀል ኮይኑ ፍቕሩ ኣርእዩኒ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ስደት ወላ ሞት
Sdet wala mot
VERSE 1
ቅልጽም ትምክሕተይ፡ ናተይ'ውን ዋልታ
ዜጸናንዓኒ፡ መታን ከይርታዕ
ካብ ኣፍ ሞት መንጢሉ፡ መን ድዩ ዜድሓነኒ
ካብ ፍቕሪ ክርስቶስ፡ መን ይፈልየኒ
CHORUS
ስደት ወላ ሞት፡ ጭንቲ መከራ
እንተ መጸ'ኳ፡ ከቶ ኣይፈርህን
ካብ ኢየሱስይ፡ መን ይፈልየኒ
ኣብ መስቀል ኮይኑ ፍቕሩ ኣርእዩኒ
VERSE 2
ካብ ዕንቑ ዝበልጽ፡ ክብሪ ሽልማት
ካብ ኩሎም ዝበልጽ፡ ካብ ኩሎም ኣዝማድ
ካብዚ ጽኑዕ ዓርከይ፡ መን ይፈልየኒ
ብዓብይ ክብሪ፡ ንዓይ ሓርዩኒ
CHORUS
ስደት ወላ ሞት፡ ጭንቲ መከራ
እንተ መጸ'ኳ፡ ከቶ ኣይፈርህን
ካብ ኢየሱስይ፡ መን ይፈልየኒ
ኣብ መስቀል ኮይኑ ፍቕሩ ኣርእዩኒ
VERSE 3
ብዙሕ ምቅዋም፡ እንተመጸኒ
ናይ መከራ ግመ፡ እንተ ኸወለኒ
ኣብ ኩሉ መከራይ፡ ዜጸናንዓኒ
ካብ ጎይታ ኢየሱስ፡ መን ይፈልየኒ
CHORUS
ስደት ወላ ሞት፡ ጭንቲ መከራ
እንተ መጸ'ኳ፡ ከቶ ኣይፈርህን
ካብ ኢየሱስይ፡ መን ይፈልየኒ
ኣብ መስቀል ኮይኑ ፍቕሩ ኣርእዩኒ
VERSE 4
ሓደስቲ ፍጥረት፡ ምስ መላእኽቲ
ምስኦም ሓቢሮም፡ ነገስታት ምድሪ
ንዕኡ ክኽሕድ፡ እንተ ገደዱኒ
ካብዚ ፍጹም ዓርከይ፡ ከቶ ኣይፈልዩንን
CHORUS
ስደት ወላ ሞት፡ ጭንቲ መከራ
እንተ መጸ'ኳ፡ ከቶ ኣይፈርህን
ካብ ኢየሱስይ፡ መን ይፈልየኒ
ኣብ መስቀል ኮይኑ ፍቕሩ ኣርእዩኒ

