ስብሓት ይኩኖ
Lyrics
ከመይ ዝበለ ኣቦ ኢዩ
ናይ ምሕረት ጎይታ እካ'ዩ
ንደቁ ሰላም ኣድልዩ ዝጸንሕ
መፍቀሪ ኢዩ ኣዝዩ ዝርሕርሕ
ነቲ ኣቦ ሰላም ኣምላኽ
ነቲ ኣቦ ምሕረት ኣምላኽ
ነቲ መጸናንዒ ኣምላኽ
ስብሓት ይኹኖ(3)
ዓቢ ዓቢ ዓቢ ኢዩ
ናይ ሰላም ኣቦ እካ'ዩ
ኣባኡ ዝውከል ከቶ ኣይሓፍርን
ንስሙ ዝጽውዕ ኹሉ የመስግን
ነቲ ኣቦ ሰላም ኣምላኽ
ነቲ ኣቦ ምሕረት ኣምላኽ
ነቲ መጸናንዒ ኣምላኽ
ስብሓት ይኹኖ(3)
ለዋህ ለዋህ ለዋህ ኢዩ
መጸናንዒ ጎይታ ኢዩ
ዝሓዘነ ልቢ ዘሐጉስ ኢዩ
ንዝጠመየት ነፍሲ ዘዕግብ ኢዩ
ነቲ ኣቦ ሰላም ኣምላኽ
ነቲ ኣቦ ምሕረት ኣምላኽ
ነቲ መጸናንዒ ኣምላኽ
ስብሓት ይኹኖ(3)
ኩሉ እንክድርብየካ
ኩሉ እንክጸልኣካ
ንሱ ግና ናተይ ኢዩ ዝብለካ
ስለዚ ንጎይታ ክብሪ ሃቦ ኢኻ
ነቲ ኣቦ ሰላም ኣምላኽ
ነቲ ኣቦ ምሕረት ኣምላኽ
ነቲ መጸናንዒ ኣምላኽ
ስብሓት ይኹኖ(3)
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ስብሓት ይኩኖ
Sbhat ykuno
VERSE 1
ከመይ ዝበለ ኣቦ ኢዩ
ናይ ምሕረት ጎይታ እካ'ዩ
ንደቁ ሰላም ኣድልዩ ዝጸንሕ
መፍቀሪ ኢዩ ኣዝዩ ዝርሕርሕ
CHORUS
ነቲ ኣቦ ሰላም ኣምላኽ
ነቲ ኣቦ ምሕረት ኣምላኽ
ነቲ መጸናንዒ ኣምላኽ
ስብሓት ይኹኖ(3)
VERSE 2
ዓቢ ዓቢ ዓቢ ኢዩ
ናይ ሰላም ኣቦ እካ'ዩ
ኣባኡ ዝውከል ከቶ ኣይሓፍርን
ንስሙ ዝጽውዕ ኹሉ የመስግን
CHORUS
ነቲ ኣቦ ሰላም ኣምላኽ
ነቲ ኣቦ ምሕረት ኣምላኽ
ነቲ መጸናንዒ ኣምላኽ
ስብሓት ይኹኖ(3)
VERSE 3
ለዋህ ለዋህ ለዋህ ኢዩ
መጸናንዒ ጎይታ ኢዩ
ዝሓዘነ ልቢ ዘሐጉስ ኢዩ
ንዝጠመየት ነፍሲ ዘዕግብ ኢዩ
CHORUS
ነቲ ኣቦ ሰላም ኣምላኽ
ነቲ ኣቦ ምሕረት ኣምላኽ
ነቲ መጸናንዒ ኣምላኽ
ስብሓት ይኹኖ(3)
VERSE 4
ኩሉ እንክድርብየካ
ኩሉ እንክጸልኣካ
ንሱ ግና ናተይ ኢዩ ዝብለካ
ስለዚ ንጎይታ ክብሪ ሃቦ ኢኻ
CHORUS
ነቲ ኣቦ ሰላም ኣምላኽ
ነቲ ኣቦ ምሕረት ኣምላኽ
ነቲ መጸናንዒ ኣምላኽ
ስብሓት ይኹኖ(3)

