ሳሙኤል
Lyrics
ኣብ ሕይወት ዓለም እንክመላለስ
ብናይ ዓለም ነገር እንክግደስ፡
ሐደ ጊዜ ፈጣሪ ጸዊዑኒ
ሕልናይ ተኸፍተ ንድምጹ ሰማዕኩ።
ሳሙኤል ሳሙኤል (3)
ናብ ሕዝበይ ክልእከካ'የ።
እታ ለይቲ ድቃስ ስኢነ ሓደርኩ
ስመይ ዚጽውዕ ድምጺ ሰማዕኩ፡
መን ይኸውን ብምባል ነቓሕኩ
ጸዋዒየይ ንክፈልጥ ቀልጢፈ ተንሳእኩ።
ሳሙኤል ሳሙኤል (3)
ናብ ሕዝበይ ክልእከካ'የ።
ከም እንደገና'ውን ድምጺ ሰማዕኩ
ኩነታት ክፈልጥ ተለዓልኩ፡
ተመሊስካ ደቅስ እውን ተበሃልኩ
ንርእሰይ ብምጥባር፡ ክድቅስ ፈተንኩ።
ሳሙኤል ሳሙኤል (3)
ናብ ሕዝበይ ክልእከካ'የ።
ሃንደበት ኮነኒ ተጨንሕኩ
ሸበድበድ እውን በልኩ ናበይ ኢየ በልኩ፡
ነገሩ ኣሕሰበኒ ዕድመይ ቆጸርኩ
ኦ እግዚኣብሔር ተዛረብ'ውን በልኩ።
ባርያኻ ይሰምዓ'ሎ (3)
ኦ እግዚኣብሔር ተዛረብ።
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ሳሙኤል
Samuel
VERSE 1
ኣብ ሕይወት ዓለም እንክመላለስ
ብናይ ዓለም ነገር እንክግደስ፡
ሐደ ጊዜ ፈጣሪ ጸዊዑኒ
ሕልናይ ተኸፍተ ንድምጹ ሰማዕኩ።
CHORUS
ሳሙኤል ሳሙኤል (3)
ናብ ሕዝበይ ክልእከካ'የ።
VERSE 2
እታ ለይቲ ድቃስ ስኢነ ሓደርኩ
ስመይ ዚጽውዕ ድምጺ ሰማዕኩ፡
መን ይኸውን ብምባል ነቓሕኩ
ጸዋዒየይ ንክፈልጥ ቀልጢፈ ተንሳእኩ።
CHORUS
ሳሙኤል ሳሙኤል (3)
ናብ ሕዝበይ ክልእከካ'የ።
VERSE 3
ከም እንደገና'ውን ድምጺ ሰማዕኩ
ኩነታት ክፈልጥ ተለዓልኩ፡
ተመሊስካ ደቅስ እውን ተበሃልኩ
ንርእሰይ ብምጥባር፡ ክድቅስ ፈተንኩ።
CHORUS
ሳሙኤል ሳሙኤል (3)
ናብ ሕዝበይ ክልእከካ'የ።
VERSE 4
ሃንደበት ኮነኒ ተጨንሕኩ
ሸበድበድ እውን በልኩ ናበይ ኢየ በልኩ፡
ነገሩ ኣሕሰበኒ ዕድመይ ቆጸርኩ
ኦ እግዚኣብሔር ተዛረብ'ውን በልኩ።
CHORUS
ባርያኻ ይሰምዓ'ሎ (3)
ኦ እግዚኣብሔር ተዛረብ።

