ረቡኒ ክብለካ
Lyrics
ንንፋሳት ኣብ ዕምኮ ኢድካ እትእክቦ
ንማዕበላት ብቃልካ እተህድኦ
ንሰማያት ብዘይ ዓንዲ እተቚሞ
ንግብርኻ መን ይመስሎ መን`ከ የወዳደሮ
ካብ ልዕሊ ኣኽራን እናነጠር
ኣብ ልዕሊ ኮረቢት እናዘለል
ድምጽኻ ይሰምዕ ኣሎ የእዛነይ
ብፍቅርኻ ይማሙቅ ኣሎ ልበይ /2/
ቃልካ ኣምላኸይ ብሓቂ ንጹህ`ዩ
ነቶም ኣባኻ ዝምዕቆቡ ዋልትኦምም`ዩ
ብጸጋኻ መንገዶም ይጅምሩ
ኣብ ጽላልካ ባህ ኢልዎም/2/ ይነብሩ
ካብ ልዕሊ ኣኽራን እናነጠር
ኣብ ልዕሊ ኮረቢት እናዘለል
ድምጽኻ ይሰምዕ ኣሎ የእዛነይ
ብፍቅርኻ ይማሙቅ ኣሎ ልበይ /2/
ከም ሲላስ ክኸውን ሓዋርያኻ
ከም ቮሮኒካ ክደርዞ ንገጽካ
ከም መግደላዊት ረቡኒ/2/ ክብለካ
ጎይታ`የ ኣኽእለኒ ብጸጋኻ
ካብ ልዕሊ ኣኽራን እናነጠር
ኣብ ልዕሊ ኮረቢት እናዘለል
ድምጽኻ ይሰምዕ ኣሎ የእዛነይ
ብፍቅርኻ ይማሙቅ ኣሎ ልበይ/2/
ከም ሲላስ ክኸውን ሓዋርያኻ
ከም ቮሮኒካ ክደርዞ ንገጽካ
ከም ቶማስ ክትንክፍ/2/ ጎድንኻ
ጎይታ`የ ኣኽእለኒ ብጸጋኻ
ካብ ልዕሊ ኣኽራን እናነጠር
ኣብ ልዕሊ ኮረቢት እናዘለል
ድምጽኻ ይሰምዕ ኣሎ የእዛነይ
ብፍቅርኻ ይማሙቅ ኣሎ ልበይ/2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ረቡኒ ክብለካ
Rebuni-Kbleka
VERSE 1
ንንፋሳት ኣብ ዕምኮ ኢድካ እትእክቦ
ንማዕበላት ብቃልካ እተህድኦ
ንሰማያት ብዘይ ዓንዲ እተቚሞ
ንግብርኻ መን ይመስሎ መን`ከ የወዳደሮ
CHORUS
ካብ ልዕሊ ኣኽራን እናነጠር
ኣብ ልዕሊ ኮረቢት እናዘለል
ድምጽኻ ይሰምዕ ኣሎ የእዛነይ
ብፍቅርኻ ይማሙቅ ኣሎ ልበይ /2/
VERSE 2
ቃልካ ኣምላኸይ ብሓቂ ንጹህ`ዩ
ነቶም ኣባኻ ዝምዕቆቡ ዋልትኦምም`ዩ
ብጸጋኻ መንገዶም ይጅምሩ
ኣብ ጽላልካ ባህ ኢልዎም/2/ ይነብሩ
CHORUS
ካብ ልዕሊ ኣኽራን እናነጠር
ኣብ ልዕሊ ኮረቢት እናዘለል
ድምጽኻ ይሰምዕ ኣሎ የእዛነይ
ብፍቅርኻ ይማሙቅ ኣሎ ልበይ /2/
VERSE 3
ከም ሲላስ ክኸውን ሓዋርያኻ
ከም ቮሮኒካ ክደርዞ ንገጽካ
ከም መግደላዊት ረቡኒ/2/ ክብለካ
ጎይታ`የ ኣኽእለኒ ብጸጋኻ
CHORUS
ካብ ልዕሊ ኣኽራን እናነጠር
ኣብ ልዕሊ ኮረቢት እናዘለል
ድምጽኻ ይሰምዕ ኣሎ የእዛነይ
ብፍቅርኻ ይማሙቅ ኣሎ ልበይ/2/
VERSE 4
ከም ሲላስ ክኸውን ሓዋርያኻ
ከም ቮሮኒካ ክደርዞ ንገጽካ
ከም ቶማስ ክትንክፍ/2/ ጎድንኻ
ጎይታ`የ ኣኽእለኒ ብጸጋኻ
CHORUS
ካብ ልዕሊ ኣኽራን እናነጠር
ኣብ ልዕሊ ኮረቢት እናዘለል
ድምጽኻ ይሰምዕ ኣሎ የእዛነይ
ብፍቅርኻ ይማሙቅ ኣሎ ልበይ/2/