ቀቅድመይ እናሓለፈ
Lyrics
ኣብ ቀረባ /4/ እዪ ዘሎ ፤መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኻ'ዩ ሓወይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኺ'ዩ ሓውተይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባና'ዩ ዘሎ መንፈስ እግዚኣብሔር
ጸላኢ ምእንቲ ከየናውጸኒ ፡ ቀቅድመይ እንዳሓለፈ እግዚኣብሔር
ዓወት ኣዕቲሩኒ
ክቃወመኒ ኢሉ'ኳ ሰራዊት እንተዝለዓል
ልበይ ኣይርዕድን'ዩ ኣሎኒ እግዚኣብሔር
ብየማናይ ኢዱ ኣብቲ ክቡር ዝፋኑ
ዘልኣለም ኣብ ቤቱ ፡ ዘልኣለም ኣብ ሑቕፉ /2/
ኣብ ቀረባ /4/ እዪ ዘሎ ፤መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኻ'ዩ ሓወይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኺ'ዩ ሓውተይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባና'ዩ ዘሎ መንፈስ እግዚኣብሔር
እግዚኣብሔር ምሳይ ካብ ኮነ መን'ዩ ዝደፍረኒ
እቲ ሓያል ምሳይ ካብ ኮነ'ኸ መን'ዩ ዝቃወመኒ
ንስኻ መሕብእየይ ዋልታ ናይ ድሕነተይ
ብሴፍካ ትምንቁሶም ኩሎም መጻርርተይ
ኣብ ሃልሃልታ ሓዊ ክዝምር ዘኽኣለኒ
ኣብ ጕድጓድ ኣናብስ ሕይወት ዝሃበኒ /2/
ኣብ ቀረባ /4/ እዪ ዘሎ ፤መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኻ'ዩ ሓወይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኺ'ዩ ሓውተይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባና'ዩ ዘሎ መንፈስ እግዚኣብሔር
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቀቅድመይ እናሓለፈ
Qqdmey enhalfe
CHORUS
ኣብ ቀረባ /4/ እዪ ዘሎ ፤መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኻ'ዩ ሓወይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኺ'ዩ ሓውተይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባና'ዩ ዘሎ መንፈስ እግዚኣብሔር
VERSE 1
ጸላኢ ምእንቲ ከየናውጸኒ ፡ ቀቅድመይ እንዳሓለፈ እግዚኣብሔር
ዓወት ኣዕቲሩኒ
ክቃወመኒ ኢሉ'ኳ ሰራዊት እንተዝለዓል
ልበይ ኣይርዕድን'ዩ ኣሎኒ እግዚኣብሔር
PRE-CHORUS
ብየማናይ ኢዱ ኣብቲ ክቡር ዝፋኑ
ዘልኣለም ኣብ ቤቱ ፡ ዘልኣለም ኣብ ሑቕፉ /2/
CHORUS
ኣብ ቀረባ /4/ እዪ ዘሎ ፤መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኻ'ዩ ሓወይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኺ'ዩ ሓውተይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባና'ዩ ዘሎ መንፈስ እግዚኣብሔር
VERSE 2
እግዚኣብሔር ምሳይ ካብ ኮነ መን'ዩ ዝደፍረኒ
እቲ ሓያል ምሳይ ካብ ኮነ'ኸ መን'ዩ ዝቃወመኒ
ንስኻ መሕብእየይ ዋልታ ናይ ድሕነተይ
ብሴፍካ ትምንቁሶም ኩሎም መጻርርተይ
PRE-CHORUS
ኣብ ሃልሃልታ ሓዊ ክዝምር ዘኽኣለኒ
ኣብ ጕድጓድ ኣናብስ ሕይወት ዝሃበኒ /2/
CHORUS
ኣብ ቀረባ /4/ እዪ ዘሎ ፤መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኻ'ዩ ሓወይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባኺ'ዩ ሓውተይ መንፈስ እግዚኣብሔር
ኣብ ቀረባ /3/ ኣብ ቀረባና'ዩ ዘሎ መንፈስ እግዚኣብሔር