ቅልጽም እግዚኣብሔር ንቓሕ
Lyrics
ንረሃብ ዝቆራረጽካ .... ኣሃሃሃ
ንገበል ዝወጋእካ .... ኣሃሃሃ
ንባሕሪ ናይቲ መዓሙቅ ማያት ዘንጸፍካ .... ሃሃሃ
ንስኻ`ዶ ኣይኮንካን
ኣታ ቅልጽም እግዚ/ር ንቓሕ /2/
ሓይሊ ተኸደን /3/
ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ
ብዘመናት ቀደም ዝገበርካዮ
ንቓሕ /2/
ንሕሙማት ዝፈወስካ .... ኣሃሃሃ
ንምውታት ዘተንሳእካ .... ኣሃሃሃ
ተስፋ ንዘይነበሮም ተስፋ ዝኾንካ .... ሃሃሃ
ኢየሱስና`ዶ ኣይኮንካን
ኣታ ቅልጽም እግዚ/ር ንቓሕ /2/
ሓይሊ ተኸደን /3/
ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ
ብዘመናት ቀደም ዝገበርካዮ
ንቓሕ /2/
ንዕቡያት ለጠቅ እተብል .... ኣሃሃሃ
ንሃብታማት ጥራሕ ኢዶም ትሰድድ.... ኣሃሃሃ
ንትሑታት ጸጋኻ ትሽልም .... ሃሃሃ
ንስኻ`ዶ ኣይኮንካን
ኣታ ቅልጽም እግዚ/ር ንቓሕ /2/
ሓይሊ ተኸደን /3/
ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ
ብዘመናት ቀደም ዝገበርካዮ
ንቓሕ /2/
ኣርዑት ሓጥያት እትሰባብር .... ኣሃሃሃ
ካብ ድቃስና እተበራብር .... ኣሃሃሃ
ብቕብእኻ ኣብ ልብና እትሓድር .... ሃሃሃ
ጎይታና`ዶ ኣይኮንካን
ኣታ ቅልጽም እግዚ/ር ንቓሕ /2/
ሓይሊ ተኸደን /3/
ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ
ብዘመናት ቀደም ዝገበርካዮ
ንቓሕ /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቅልጽም እግዚኣብሔር ንቓሕ
Qltsm egziabhier nqah
VERSE 1
ንረሃብ ዝቆራረጽካ .... ኣሃሃሃ
ንገበል ዝወጋእካ .... ኣሃሃሃ
ንባሕሪ ናይቲ መዓሙቅ ማያት ዘንጸፍካ .... ሃሃሃ
ንስኻ`ዶ ኣይኮንካን
CHORUS
ኣታ ቅልጽም እግዚ/ር ንቓሕ /2/
ሓይሊ ተኸደን /3/
ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ
ብዘመናት ቀደም ዝገበርካዮ
ንቓሕ /2/
VERSE 2
ንሕሙማት ዝፈወስካ .... ኣሃሃሃ
ንምውታት ዘተንሳእካ .... ኣሃሃሃ
ተስፋ ንዘይነበሮም ተስፋ ዝኾንካ .... ሃሃሃ
ኢየሱስና`ዶ ኣይኮንካን
CHORUS
ኣታ ቅልጽም እግዚ/ር ንቓሕ /2/
ሓይሊ ተኸደን /3/
ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ
ብዘመናት ቀደም ዝገበርካዮ
ንቓሕ /2/
VERSE 3
ንዕቡያት ለጠቅ እተብል .... ኣሃሃሃ
ንሃብታማት ጥራሕ ኢዶም ትሰድድ.... ኣሃሃሃ
ንትሑታት ጸጋኻ ትሽልም .... ሃሃሃ
ንስኻ`ዶ ኣይኮንካን
CHORUS
ኣታ ቅልጽም እግዚ/ር ንቓሕ /2/
ሓይሊ ተኸደን /3/
ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ
ብዘመናት ቀደም ዝገበርካዮ
ንቓሕ /2/
VERSE 4
ኣርዑት ሓጥያት እትሰባብር .... ኣሃሃሃ
ካብ ድቃስና እተበራብር .... ኣሃሃሃ
ብቕብእኻ ኣብ ልብና እትሓድር .... ሃሃሃ
ጎይታና`ዶ ኣይኮንካን
CHORUS
ኣታ ቅልጽም እግዚ/ር ንቓሕ /2/
ሓይሊ ተኸደን /3/
ከምቲ ብመዓልትታት ጥንቲ
ብዘመናት ቀደም ዝገበርካዮ
ንቓሕ /2/

