ቀደም ዝነበርካ
Lyrics
1 እቲ ንሰማያት ዝፈጠሮን ዝገበሮን ድማ
ንምድሪ ንሳ እተብቁሎ ዝዝርገሐ እውን
ስሙ እግዚኣብሔር እዩ፡ ንሱ ዓቢይ ኣምላኽ
ንሕዝቡ እናኣለየ ዘርኢ ብለውሃት
ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ
ንዘለዓለም እትነብር ሰማይ ምድሪ ኣሕሊፍካ
ቀድም ድኣ ጎይታይ ግለጾ ሓይልኻ
ንዓኻ ዝኽሕዱ ኣርእዮም ቅልጽምካ
2 ነቲ ኣብኡ ዘሎ ሕዝቢ ኸኣ ትንፋስ ሃቦ
ነቶም ኣብኡ ዝመላለሱ ድማ መንፈስ ሃቦም
ስሙ እግዚኣብሔር እዩ፡ ንሱ ዓቢይ ኣምላኽ፡
ንሕዝቡ እናኣለየ ዘርኢ ብለውሃት
ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ
ንዘለዓለም እትነብር ሰማይ ምድሪ ኣሕሊፍካ
ቀድም ድኣ ጎይታይ ግለጾ ሓይልኻ
ንዓኻ ዝኽሕዱ ኣርእዮም ቅልጽምካ
3 እቶም የሎን ዝብሉ ብጣዕሳ ይስገድሉ
ጌጋኦም ይተኣረሙ ፈጺሞም ከይጠፍኡ
ስሙ እግዚኣብሔር እዩ ንሱ ዓቢይ ኣምላኽ
ንሕዝቡ እናኣለየ ዘርኢ ብለውሃት
ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ
ንዘለዓለም እትነብር ሰማይ ምድሪ ኣሕሊፍካ
ቀድም ድኣ ጎይታይ ግለጾ ሓይልኻ
ንዓኻ ዝኽሕዱ ኣርእዮም ቅልጽምካ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቀደም ዝነበርካ
Qedem zneberka
VERSE 1
1 እቲ ንሰማያት ዝፈጠሮን ዝገበሮን ድማ
ንምድሪ ንሳ እተብቁሎ ዝዝርገሐ እውን
ስሙ እግዚኣብሔር እዩ፡ ንሱ ዓቢይ ኣምላኽ
ንሕዝቡ እናኣለየ ዘርኢ ብለውሃት
CHORUS
ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ
ንዘለዓለም እትነብር ሰማይ ምድሪ ኣሕሊፍካ
ቀድም ድኣ ጎይታይ ግለጾ ሓይልኻ
ንዓኻ ዝኽሕዱ ኣርእዮም ቅልጽምካ
VERSE 2
2 ነቲ ኣብኡ ዘሎ ሕዝቢ ኸኣ ትንፋስ ሃቦ
ነቶም ኣብኡ ዝመላለሱ ድማ መንፈስ ሃቦም
ስሙ እግዚኣብሔር እዩ፡ ንሱ ዓቢይ ኣምላኽ፡
ንሕዝቡ እናኣለየ ዘርኢ ብለውሃት
CHORUS
ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ
ንዘለዓለም እትነብር ሰማይ ምድሪ ኣሕሊፍካ
ቀድም ድኣ ጎይታይ ግለጾ ሓይልኻ
ንዓኻ ዝኽሕዱ ኣርእዮም ቅልጽምካ
VERSE 3
3 እቶም የሎን ዝብሉ ብጣዕሳ ይስገድሉ
ጌጋኦም ይተኣረሙ ፈጺሞም ከይጠፍኡ
ስሙ እግዚኣብሔር እዩ ንሱ ዓቢይ ኣምላኽ
ንሕዝቡ እናኣለየ ዘርኢ ብለውሃት
CHORUS
ቀደም ዝነበርካ ሕጂ'ውን ዘሎኻ
ንዘለዓለም እትነብር ሰማይ ምድሪ ኣሕሊፍካ
ቀድም ድኣ ጎይታይ ግለጾ ሓይልኻ
ንዓኻ ዝኽሕዱ ኣርእዮም ቅልጽምካ

