ቅዱስ
Lyrics
ቅዱስ /3/ ሥሉስ
ክንገር ዘይክኣል ቅዱስ ሥሉስ
ነዚ ሥጋን ደምን ብዘይኩነኔ
ምእንቲ ክቅበል ንሕይወት ሃበኒ /2/
ኢየሱሰይ ብሓቂ እንሆ ስጋኻ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
ኣምላኸይ ብሓቂ እንሆ ደምካ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
ንዓኻ ዘሕጉስ ፍረ ከምዝገብር
ፍቓድካ እናፈጸምኩ ስሌኻ ክነብር
ብኣኻ ሕይወት ምእንቲ ንኽረክብ
ዘሐጉሰካ ከም ዝገብር ግበረኒ /2/
ኢየሱሰይ ብሓቂ እንሆ ስጋኻ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
ኣምላኸይ ብሓቂ እንሆ ደምካ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
ብእምነት ኦ ኣቦ ዓው ኢለ እጽወዓካ
ንመንግስትኻ እውን እጽውዕ
ኦ ጎይታይ ንስኻ ሓያልን ምስግኑን
ክቡር ስምካ ኣብ ልዕሌና ይቀደስ /2/
ኢየሱሰይ ብሓቂ እንሆ ስጋኻ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
ኣምላኸይ ብሓቂ እንሆ ደምካ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቅዱስ
Qdus
VERSE 1
ቅዱስ /3/ ሥሉስ
ክንገር ዘይክኣል ቅዱስ ሥሉስ
ነዚ ሥጋን ደምን ብዘይኩነኔ
ምእንቲ ክቅበል ንሕይወት ሃበኒ /2/
CHORUS
ኢየሱሰይ ብሓቂ እንሆ ስጋኻ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
ኣምላኸይ ብሓቂ እንሆ ደምካ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
VERSE 2
ንዓኻ ዘሕጉስ ፍረ ከምዝገብር
ፍቓድካ እናፈጸምኩ ስሌኻ ክነብር
ብኣኻ ሕይወት ምእንቲ ንኽረክብ
ዘሐጉሰካ ከም ዝገብር ግበረኒ /2/
CHORUS
ኢየሱሰይ ብሓቂ እንሆ ስጋኻ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
ኣምላኸይ ብሓቂ እንሆ ደምካ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
VERSE 3
ብእምነት ኦ ኣቦ ዓው ኢለ እጽወዓካ
ንመንግስትኻ እውን እጽውዕ
ኦ ጎይታይ ንስኻ ሓያልን ምስግኑን
ክቡር ስምካ ኣብ ልዕሌና ይቀደስ /2/
CHORUS
ኢየሱሰይ ብሓቂ እንሆ ስጋኻ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና
ኣምላኸይ ብሓቂ እንሆ ደምካ
ከም ዝኾነ ንእመን ኣሎና