ቅድስናኺ ደሚቑ
Lyrics
ሓጢኣት ኣዳም ዘይቀረብኪ
ንሓይሊ እቲ ልዑል ዝነጻሕኪ /2/
መራሒት ኮኾብ ናይ ህዝብኺ
ኦ ማርያም ማርያም ክበርልና ኢኺ(2)
ኦ ማርያም ቅድስናኺ ደሚቑ
ኦ ማርያም መድሃኒ ካብ ሰማይ ጸዊዑ(2)
ኣሰይ ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ስምኪ ተሰዊዑ
ማሕደር መንፈስ ቅዱስ ውን ክትኮኒ በቂዕኪ
ንኣሕዛብ ኩሎም ናብ ጎይታ ተማልዲ
ምሳኺ ጸጋ ክሓፍሱ ናይ ጎይታ መኣዲ/2/
ሓልዮትኪ ኣብ ኩሉ'ሎ ብዘይ ኣፋላላይ
ናይ ሰላም መሳርሒት ኣብ ላዕላይ ሰማይ/2/
ኦ ጽሞና ናዝሬት እንጽሕቲ ድንግል
ኦ ጸርሃ ጽዮን ኣንቲ ሓዳስ ቤት /2/
ኣብ ጉዕዞ ቀራንዮ ክንክተለኪ
ኦ ማርያም ኣዴና ሓግዝና ኢኹ(2)
ኦ ማርያም ቅድስናኺ ደሚቑ
ኦ ማርያም መድሃኒ ካብ ሰማይ ጸዊዑ(2)
ኣሰይ ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ስምኪ ተሰዊዑ
ማሕደር መንፈስ ቅዱስ ውን ክትኮኒ በቂዕኪ
ንኣሕዛብ ኩሎም ናብ ጎይታ ተማልዲ
ምሳኺ ጸጋ ክሓፍሱ ናይ ጎይታ መኣዲ/2/
ሓልዮትኪ ኣብ ኩሉ'ሎ ብዘይ ኣፋላላይ
ናይ ሰላም መሳርሒት ኣብ ላዕላይ ሰማይ/2/
ኦ ማርያም ኣዴና ምስ ወድኺ ክበርልና
ንዘላለም ንገስልና/2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቅድስናኺ ደሚቑ
Qdsnaki Demiqu
VERSE 1
ሓጢኣት ኣዳም ዘይቀረብኪ
ንሓይሊ እቲ ልዑል ዝነጻሕኪ /2/
መራሒት ኮኾብ ናይ ህዝብኺ
ኦ ማርያም ማርያም ክበርልና ኢኺ(2)
CHORUS
ኦ ማርያም ቅድስናኺ ደሚቑ
ኦ ማርያም መድሃኒ ካብ ሰማይ ጸዊዑ(2)
ኣሰይ ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ስምኪ ተሰዊዑ
ማሕደር መንፈስ ቅዱስ ውን ክትኮኒ በቂዕኪ
CHORUS
ንኣሕዛብ ኩሎም ናብ ጎይታ ተማልዲ
ምሳኺ ጸጋ ክሓፍሱ ናይ ጎይታ መኣዲ/2/
ሓልዮትኪ ኣብ ኩሉ'ሎ ብዘይ ኣፋላላይ
ናይ ሰላም መሳርሒት ኣብ ላዕላይ ሰማይ/2/
VERSE 2
ኦ ጽሞና ናዝሬት እንጽሕቲ ድንግል
ኦ ጸርሃ ጽዮን ኣንቲ ሓዳስ ቤት /2/
ኣብ ጉዕዞ ቀራንዮ ክንክተለኪ
ኦ ማርያም ኣዴና ሓግዝና ኢኹ(2)
CHORUS
ኦ ማርያም ቅድስናኺ ደሚቑ
ኦ ማርያም መድሃኒ ካብ ሰማይ ጸዊዑ(2)
ኣሰይ ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ስምኪ ተሰዊዑ
ማሕደር መንፈስ ቅዱስ ውን ክትኮኒ በቂዕኪ
CHORUS
ንኣሕዛብ ኩሎም ናብ ጎይታ ተማልዲ
ምሳኺ ጸጋ ክሓፍሱ ናይ ጎይታ መኣዲ/2/
ሓልዮትኪ ኣብ ኩሉ'ሎ ብዘይ ኣፋላላይ
ናይ ሰላም መሳርሒት ኣብ ላዕላይ ሰማይ/2/
VERSE 3
ኦ ማርያም ኣዴና ምስ ወድኺ ክበርልና
ንዘላለም ንገስልና/2/