ቅብኣኒ ኦ'እግዚኣብሔር
Lyrics
ንትብዓት ክስዕበካ ፍቕርኻ ደሪኹኒ
ሓልዮትካ ንዘልኣለም ኣብ ልዕለይ እንዳተራእየኒ
ደረት ናይ ምሕረትካ መዝገብ ርሕራሔኻ ፡ ፈጺሙ ዘይልካዕ
ብፍቕሪ ትሕብሕብ ፡ ብመንፈስካ ትናቢ
ብቕዱስ መንፈስካ ምልኣዮ ዘመነይ
ምልኣዮ ሕይወተይ ምልኣዮ
ዘይቲ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ርእሰይ ኣፍስሶ
ኣብ ርእሰይ ኣፍስሶ ፡ ቅብኣኒ ኦ'እግዚኣብሔር
ናይ'ዛ ሓላፊት ዓለም ፍትወትሲ ንውድቀት እዩ'ምበር
ኣይብህጎን እትረፈኒ እዚ ናይ ምድራዊ ነገር
ብተስፋ ከማዕዱ ኣብቲ ናይ ዘልኣለም ፡ ናይ ዘልኣለም ርስቲ
ምስ እየሱሰይ ኮይነ ንእግዚኣብሔር ኣቦና ክኾኖ መዋርስቲ
ብቕዱስ መንፈስካ ምልኣዮ ዘመነይ
ምልኣዮ ሕይወተይ ምልኣዮ
ዘይቲ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ርእሰይ ኣፍስሶ
ኣብ ርእሰይ ኣፍስሶ ፡ ቅብኣኒ ኦ'እግዚኣብሔር
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቅብኣኒ ኦ'እግዚኣብሔር
Qbani o egziabhier
VERSE 1
ንትብዓት ክስዕበካ ፍቕርኻ ደሪኹኒ
ሓልዮትካ ንዘልኣለም ኣብ ልዕለይ እንዳተራእየኒ
ደረት ናይ ምሕረትካ መዝገብ ርሕራሔኻ ፡ ፈጺሙ ዘይልካዕ
ብፍቕሪ ትሕብሕብ ፡ ብመንፈስካ ትናቢ
CHORUS
ብቕዱስ መንፈስካ ምልኣዮ ዘመነይ
ምልኣዮ ሕይወተይ ምልኣዮ
ዘይቲ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ርእሰይ ኣፍስሶ
ኣብ ርእሰይ ኣፍስሶ ፡ ቅብኣኒ ኦ'እግዚኣብሔር
VERSE 2
ናይ'ዛ ሓላፊት ዓለም ፍትወትሲ ንውድቀት እዩ'ምበር
ኣይብህጎን እትረፈኒ እዚ ናይ ምድራዊ ነገር
ብተስፋ ከማዕዱ ኣብቲ ናይ ዘልኣለም ፡ ናይ ዘልኣለም ርስቲ
ምስ እየሱሰይ ኮይነ ንእግዚኣብሔር ኣቦና ክኾኖ መዋርስቲ
CHORUS
ብቕዱስ መንፈስካ ምልኣዮ ዘመነይ
ምልኣዮ ሕይወተይ ምልኣዮ
ዘይቲ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ርእሰይ ኣፍስሶ
ኣብ ርእሰይ ኣፍስሶ ፡ ቅብኣኒ ኦ'እግዚኣብሔር