ቃል ኣቲኻልና
Lyrics
ንዓካ ዝጽበዩ ከቶ ከምዘይሓፍሩ
ንባሕሪቀላያት ከምዝሰግሩ
ንሰማያት'ውን ከም ዕፍ ከምዝበሩ
ኣብ ላዕለዋይ ሃገር እዉን ከምዝነብሩ
ከይትጥልመና ክይተሕፍረና
ከም ተፍቕረና ከም ትሓልየልና
ብማርያም ኣዴና ቃል ኣቲካልና
ፍቕርካ ዓቢ ኣዝዩ መስተንክር
ንልቢ ዘቃጽል ህዋስ ዘበራብር
ረቂቅ'ዩ ከማካ ምግላጽ ዘሸግር
ወፍየልና የሱስ ምሳካ ክንነብር
ሰይጣን ምስ ባሮቱ እንተፈከረልና
ኣፍልቡ ነፊሑ እንተ ኣፍጥጥልና
ንስካ ኢካ ናትና ዋልታ ትኮነልና
ካብቲ ርጉም ራውያ እውን ተድሕነና
ሓጢኣተ ነይረ ናብ ቤተይ ክምለስ
ኣእዳውካ ዘርጊሕካ እበልካ ክምስ
ተቀበለኒ ዎ ጎይታይ የሱስ
ርህሩህ ናይ ብሓቂ መንፈስካ ትኩስኩስ
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ቃል ኣቲኻልና
Qal Atikalna
VERSE 1
ንዓካ ዝጽበዩ ከቶ ከምዘይሓፍሩ
ንባሕሪቀላያት ከምዝሰግሩ
ንሰማያት'ውን ከም ዕፍ ከምዝበሩ
ኣብ ላዕለዋይ ሃገር እዉን ከምዝነብሩ
VERSE 2
ከይትጥልመና ክይተሕፍረና
ከም ተፍቕረና ከም ትሓልየልና
ብማርያም ኣዴና ቃል ኣቲካልና
VERSE 3
ፍቕርካ ዓቢ ኣዝዩ መስተንክር
ንልቢ ዘቃጽል ህዋስ ዘበራብር
ረቂቅ'ዩ ከማካ ምግላጽ ዘሸግር
ወፍየልና የሱስ ምሳካ ክንነብር
VERSE 4
ሰይጣን ምስ ባሮቱ እንተፈከረልና
ኣፍልቡ ነፊሑ እንተ ኣፍጥጥልና
ንስካ ኢካ ናትና ዋልታ ትኮነልና
ካብቲ ርጉም ራውያ እውን ተድሕነና
ሓጢኣተ ነይረ ናብ ቤተይ ክምለስ
ኣእዳውካ ዘርጊሕካ እበልካ ክምስ
ተቀበለኒ ዎ ጎይታይ የሱስ
ርህሩህ ናይ ብሓቂ መንፈስካ ትኩስኩስ