ኦ ማርያም
Lyrics
ኦ'ማርያም ክብርቲ ኣዴና /3/
ካብ ወድኺ ሰላም ለምንልና /2/
ንስኺ ኦ'ማርያም ደስታ ሰማያት ፡ ኣኽሊል መላእኽቲ
ንስኺ ኦ'ማርያም ጸግዒ ፍጡራት ፡ ጸሎትና ተማልዲ
ስሌና ኣማልዲ /3/ ናይ ሰማያት ዘውዲ
ኣደ መድሓኒ /3/ ስሌና ለምኒ /2/
ኦ'ማርያም ክብርቲ ኣዴና /3/
ካብ ወድኺ ሰላም ለምንልና /2/
ኦ'ማርያም ንስኺ መዓዛ ፡ ናይ ፍቕሪ መንገዲ
ዋሕስ ናይ ደቂ ሰብ ኣብ ቅድሚ /2/ ፈጣሪ
ስሌና ለምኒ /3/ ኦ'ኣደ መድሓኒ
ኣደ መድሓኒ /3/ ስሌና ለምኒ /2/
ኦ'ማርያም ክብርቲ ኣዴና /3/
ካብ ወድኺ ሰላም ለምንልና /2/
ፍቓዱ ክትመልኢ ኦ'ማርያም ሕራይ ዝበልክዮ
መድሕን ናይ'ዛ ዓለም ክርስቶስ ፡ ኣብ ከርስኺ ኣሕደርክዮ
ከም ወይኒ ናይ ቃና ከም መዓር ጽጌና
ማርያመይ ፍቕርኺ ዘልኣለም ኣብ ልብና
ኣደ መድሓኒ /3/ ስሌና ለምኒ /2/
ኦ'ማርያም ክብርቲ ኣዴና /3/
ካብ ወድኺ ሰላም ለምንልና /2/
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ ማርያም
O mriam
CHORUS
ኦ'ማርያም ክብርቲ ኣዴና /3/
ካብ ወድኺ ሰላም ለምንልና /2/
VERSE 1
ንስኺ ኦ'ማርያም ደስታ ሰማያት ፡ ኣኽሊል መላእኽቲ
ንስኺ ኦ'ማርያም ጸግዒ ፍጡራት ፡ ጸሎትና ተማልዲ
ስሌና ኣማልዲ /3/ ናይ ሰማያት ዘውዲ
ኣደ መድሓኒ /3/ ስሌና ለምኒ /2/
CHORUS
ኦ'ማርያም ክብርቲ ኣዴና /3/
ካብ ወድኺ ሰላም ለምንልና /2/
VERSE 2
ኦ'ማርያም ንስኺ መዓዛ ፡ ናይ ፍቕሪ መንገዲ
ዋሕስ ናይ ደቂ ሰብ ኣብ ቅድሚ /2/ ፈጣሪ
ስሌና ለምኒ /3/ ኦ'ኣደ መድሓኒ
ኣደ መድሓኒ /3/ ስሌና ለምኒ /2/
CHORUS
ኦ'ማርያም ክብርቲ ኣዴና /3/
ካብ ወድኺ ሰላም ለምንልና /2/
VERSE 3
ፍቓዱ ክትመልኢ ኦ'ማርያም ሕራይ ዝበልክዮ
መድሕን ናይ'ዛ ዓለም ክርስቶስ ፡ ኣብ ከርስኺ ኣሕደርክዮ
ከም ወይኒ ናይ ቃና ከም መዓር ጽጌና
ማርያመይ ፍቕርኺ ዘልኣለም ኣብ ልብና
ኣደ መድሓኒ /3/ ስሌና ለምኒ /2/
CHORUS
ኦ'ማርያም ክብርቲ ኣዴና /3/
ካብ ወድኺ ሰላም ለምንልና /2/