ኦ ማርያም
Lyrics
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝነጻሕኪ
ኣደ መድሕን ክትኮኒ በቓዕኪ
ርሕርሕቲ እኖ ዝኾንኪ
ኦ ማርያም ለምንልና ኢኺ(2)
ኦ ማርያም(2)
ካብ ወድኺ ለምንልና
ኣርዑት ሰይጣን ከየሸንፈና
ጸጋታት ወድኺ ኣፍስስልና
ሓጥያት ኣዳም ዘይረኸበኪ
ካብ እምነ-በረድ ዝነጻሕኪ
ከም ወጋሕታ ጸሓይ ዝበራህኪ
ማርያም(2)ሓልውና ኢኺ(2)
ኦ ማርያም(2)
ካብ ወድኺ ለምንልና
ኣርዑት ሰይጣን ከየሸንፈና
ጸጋታት ወድኺ ኣፍስስልና
ንኣቦና ዝኾንኪ ፍቅርቲ
ኣውርስና ኢኺ ‘ቲ ዘይውዳእ ሃብቲ
ንልምን ኣለና ብተስፋ ትዕግስቲ
ኦ ማርያም ሓግዝና ኢኺ
ኦ ማርያም(2)
ካብ ወድኺ ለምንልና
ኣርዑት ሰይጣን ከየሸንፈና
ጸጋታት ወድኺ ኣፍስስልና
ከምቲ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ
ዝለመንክሎም ለምንልና
ብተስፋ ደቅኺ ንጽበ ኣሎና
ኦ ርሕርሕቲ ኣማልድልና(2)
ኦ ማርያም(2)
ካብ ወድኺ ለምንልና
ኣርዑት ሰይጣን ከየሸንፈና
ጸጋታት ወድኺ ኣፍስስልና
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ ማርያም
O mariyam
VERSE 1
ካብ ኩለን ኣንስቲ ዝነጻሕኪ
ኣደ መድሕን ክትኮኒ በቓዕኪ
ርሕርሕቲ እኖ ዝኾንኪ
ኦ ማርያም ለምንልና ኢኺ(2)
CHORUS
ኦ ማርያም(2)
ካብ ወድኺ ለምንልና
ኣርዑት ሰይጣን ከየሸንፈና
ጸጋታት ወድኺ ኣፍስስልና
VERSE 2
ሓጥያት ኣዳም ዘይረኸበኪ
ካብ እምነ-በረድ ዝነጻሕኪ
ከም ወጋሕታ ጸሓይ ዝበራህኪ
ማርያም(2)ሓልውና ኢኺ(2)
CHORUS
ኦ ማርያም(2)
ካብ ወድኺ ለምንልና
ኣርዑት ሰይጣን ከየሸንፈና
ጸጋታት ወድኺ ኣፍስስልና
VERSE 3
ንኣቦና ዝኾንኪ ፍቅርቲ
ኣውርስና ኢኺ ‘ቲ ዘይውዳእ ሃብቲ
ንልምን ኣለና ብተስፋ ትዕግስቲ
ኦ ማርያም ሓግዝና ኢኺ
CHORUS
ኦ ማርያም(2)
ካብ ወድኺ ለምንልና
ኣርዑት ሰይጣን ከየሸንፈና
ጸጋታት ወድኺ ኣፍስስልና
VERSE 4
ከምቲ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ
ዝለመንክሎም ለምንልና
ብተስፋ ደቅኺ ንጽበ ኣሎና
ኦ ርሕርሕቲ ኣማልድልና(2)
CHORUS
ኦ ማርያም(2)
ካብ ወድኺ ለምንልና
ኣርዑት ሰይጣን ከየሸንፈና
ጸጋታት ወድኺ ኣፍስስልና

