ኦ እግዚኣብሔር
Lyrics
ኦ...... እግዚኣብሔር
መጸግዒ ድኹም መጸናንዒ ሕዙን
ሓላዪ ዘኽታማት ኣቦ ንህጻናት
ኣበይ'ሞ ከማኻስ ፍጹም ኣይርከብን
መዕረፊ ሕልናይ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን
ኣብ ጭንቀት ኣብ ሓዘን ንዓኻ ይጽውዕ
ክስንብድ ክብህርር ቃልካ ይዝክር
ትስፋ ይኾነኒ ይጸናናዕ
ብሓጎስ ይምላእ ይበራታዕ።
ኦ...... እግዚኣብሔር
መጸግዒ ድኹም መጸናንዒ ሕዙን
ሓላዪ ዘኽታማት ኣቦ ንህጻናት
ኣበይ'ሞ ከማኻስ ፍጹም ኣይርከብን
መዕረፊ ሕልናይ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን
ኣብ ሽግር ካብ መዓት ትሓልፈለይ
ኣብ ከርሲ ጸላእተይ ትማጎተለይ
ንዘፋጠጡለይ ዘግባዕቡዑለይ
ርእሲ ትኾነኒ የዋህ የሱሰይ።
ኦ...... እግዚኣብሔር
መጸግዒ ድኹም መጸናንዒ ሕዙን
ሓላዪ ዘኽታማት ኣቦ ንህጻናት
ኣበይ'ሞ ከማኻስ ፍጹም ኣይርከብን
መዕረፊ ሕልናይ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን
ኣብ ሓጥያት ኣብ ርኽሰት 'ተነበርኩ
ካብ ቤትካ ሃዲመ 'ንተሸፈትኩ
ሽዑ እውን ኢየሱሰይ ትኽብረኒ
ናይ ሸይጣን ከይከውን ትጓስየኒ።
ኦ...... እግዚኣብሔር
መጸግዒ ድኹም መጸናንዒ ሕዙን
ሓላዪ ዘኽታማት ኣቦ ንህጻናት
ኣበይ'ሞ ከማኻስ ፍጹም ኣይርከብን
መዕረፊ ሕልናይ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን
Comments(0)
Please sign in to comment
You need to be signed in to leave a comment or rating.
Sign in to leave a comment or rating.
Mezgeb Mezmur
Digital Archive & Worship Platform
ኦ እግዚኣብሔር
O Egziabhier
CHORUS
ኦ...... እግዚኣብሔር
መጸግዒ ድኹም መጸናንዒ ሕዙን
ሓላዪ ዘኽታማት ኣቦ ንህጻናት
ኣበይ'ሞ ከማኻስ ፍጹም ኣይርከብን
መዕረፊ ሕልናይ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን
VERSE 1
ኣብ ጭንቀት ኣብ ሓዘን ንዓኻ ይጽውዕ
ክስንብድ ክብህርር ቃልካ ይዝክር
ትስፋ ይኾነኒ ይጸናናዕ
ብሓጎስ ይምላእ ይበራታዕ።
CHORUS
ኦ...... እግዚኣብሔር
መጸግዒ ድኹም መጸናንዒ ሕዙን
ሓላዪ ዘኽታማት ኣቦ ንህጻናት
ኣበይ'ሞ ከማኻስ ፍጹም ኣይርከብን
መዕረፊ ሕልናይ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን
VERSE 2
ኣብ ሽግር ካብ መዓት ትሓልፈለይ
ኣብ ከርሲ ጸላእተይ ትማጎተለይ
ንዘፋጠጡለይ ዘግባዕቡዑለይ
ርእሲ ትኾነኒ የዋህ የሱሰይ።
CHORUS
ኦ...... እግዚኣብሔር
መጸግዒ ድኹም መጸናንዒ ሕዙን
ሓላዪ ዘኽታማት ኣቦ ንህጻናት
ኣበይ'ሞ ከማኻስ ፍጹም ኣይርከብን
መዕረፊ ሕልናይ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን
VERSE 3
ኣብ ሓጥያት ኣብ ርኽሰት 'ተነበርኩ
ካብ ቤትካ ሃዲመ 'ንተሸፈትኩ
ሽዑ እውን ኢየሱሰይ ትኽብረኒ
ናይ ሸይጣን ከይከውን ትጓስየኒ።
CHORUS
ኦ...... እግዚኣብሔር
መጸግዒ ድኹም መጸናንዒ ሕዙን
ሓላዪ ዘኽታማት ኣቦ ንህጻናት
ኣበይ'ሞ ከማኻስ ፍጹም ኣይርከብን
መዕረፊ ሕልናይ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን

